ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዱከም ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዱከም ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቶም ሰልፈኛታት፥ “ኣብዛ ሃገር ዝስራሕ ዘሎ ስራሕቲ ለውጢ ንድገፍ ኢና! ኣብ ጎድኒ ኣመራርሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኢና!” ዝብሉን ካልኦትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ቦረና ከተማ ያቤሎ ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቦረና ከተማ ያቤሎ ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብ ስታዲየም እታ ከተማ ኣብ ዝተሳለጠ ሰለማዊ ሰልፊ፥ ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ተሳቲፎም። እቶም ሰልፈኛታት ኣመራርሓ እቲ ለውጢ ንዝኾኑ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልምዑነት ሓመድ ብ53 ሚኢታዊ ወሲኹ-መፅናዕቲ ምሁራን Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ንዓመታት ዝዘለቐ ዝተዋደደ ዕቀባ ሓመድን ማይን ብምስርሑ ልምዑነት ሓመድ እቲ ክልል ብ53 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ምሁራን ዩንቨርስቲ መቐለ ኣፍሊጦም። እቶም ምሁራን ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓመታት ዝተሰርሐ ዕቀባ ሓመድን ማይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገም ኣጠቓቕማን ግዳማዊ ሓደጋን ኣፋውስ ንምቅላል 6 ማእኸላት ተጣይሸን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፀገም ኣጠቓቕማን ግዳማዊ ሓደጋን ኣፋውስ ንምቅላል ዝኽግዙ ሽዱሽተ ማእኸላት ምጥያሸን በዓል መዚ ቁፅፅር ምግቢን ኣፋውስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ኣጠቓቕማ ኣፋውስ ተተሓሒዞም ዝፍጠሩ ፀገማት ንምፍታሕ ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ዳይሬክተር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መገዲ ኣየራት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ልዕሊ 29 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝስእኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ትራንስፖርትኣየር መገዲ ኣየራት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2020 ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና 29 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ክስእኑ ከምዝኽእሉ ኣገንዚቡ። እቲ ማበሕር ድሕሪ ዓሰርተ ዓመት ንፈለማ ግዘ ድሌት ትራንስፖርት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መራሕቲ ደቡብ ሱዳን ናይ ሓባር መንግስቲ ከቑሙ ተሰማሚዖም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪርን መቐናቕንቶም ሪክ ማሻርን ዝተውሃቦም ገደብ ግዜ ቅድሚ ምብቅዑ ሓባራዊ መንግስቲ ከቑሙ ተሰማሚዖም። እቲ ምዕባለ ዝመፅአ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ቤተ መንግስቲ ጁባ ብሓሙስ ድሕሪ ዝገበርዎ ርክብ እዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ዘኽእል ኣማራፂ ስትራቴጂክ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ዘኽእል ቀፃሊ ኣማራፂ ስትራቴጂክ መፅናዕቲ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፅናዕቲ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ብምትሕብባር ከምዘካየዱዎ ተገሊፁ። ውፅኢት ናይቲ መፅናዕቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዶ/ር ኣትነኩት መዝገቡ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ትግራይ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ተዓዚቡ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሓላፊ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ ዶክተር ኣትነኩት መዝገቡ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ እቲ ክልል መኽፈቲ ስነ ስርዓት ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ተዓዚቡ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣብ ዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ነቲ ሕዚ ዘሎ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ነቲ ሕዚ ዘሎ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብ ስታዲየም ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ብዙሓታ ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ተሳተፍቲ ኮይኖም ኢዮም። እቲ ሰልፊ ንቀዳማይ ሚኒስትር…
ቴክኖሎጂ 160 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ትምህርቲ ተረባሕቲ ኮይነን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) 160 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ እቲ ክልል መርሃ ግብሪ ዲጂታል ትምህርቲ ተረባሕቲ ንክኾና ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ኣተሓባባሪ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ማልት ኣይተ ንጉሰ ገብረክርስቶስ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ክልል ትግራይ…