ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 25 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን መሪቀን ስራሕ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መበል 25 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ጨንፈር ጉራራ መሪቀን ስራሕ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ ሓዱሽ ማእኸል በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንዓቅመ ደካማታትን ንዝተፈላለዩ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ mizan mekonen Apr 19, 2025 0 “እንዃዕ ንጎይታና፣መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና፡፡ በዓል ትንሳኤ ናይ ተስፋ ብርሃን፣ ምስጋርን፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብ፣ ሕብረትን ሓድነትን ይኹነልና!! ርሑስ በዓል !!”
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፍዎ መልእክቲ mizan mekonen Apr 19, 2025 0 “ንመላእ ሰዓብቲ እመነት ክርስትና እንዃዕ ንጎይታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና፡፡ በዓል ትንሳኤ ናይ ፍቕሪ፣ ሓጎስን ሰላምን ዝተመልአ ይኹነልና፡፡ ፈጣሪ ኢትዮጵያን ህዝባን ይባርኸ፡፡ ርሑስ በዓል!!”
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኤምባሲታት ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኤምባሲታት ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ኤምባሲታት ብሪታኒያ፣ ኣሜሪካ፣ ሩሲያ፣ ጀርመን፣ አውስትራሊያ ከምኡውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ በዓል ብምርድዳእን መኣዲ ብምክፋልን ምኽባር ካብ ሰዓብቲ እቲ ሃይማኖት ትፅቢት ከምዝግበር ተሓቢሩ mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልግሎት መንግስቲ ኮሙኒኬሽን ፅባሕ ዝኽበር በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቱ መግለፂ እንዃዕ ኣብፀሐኩምን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒትን ኣመሓላሊፉ፡፡ ኣብቲ መልእኽቲ፦ ትንሳኤ እየሱስ ክርስቶስ ኣብ ሰዓብቲ ሃይማኖት ክርስትና ብልዑል ድምቀትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ምስ ትካል መሐብሐቢ ህፃናት ሙሉእ ፍቕርን ብርሃን ይኹን÷ ንዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 100 ህፃናትን መኣዲ ኣካፊለን፡፡ ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዘህነፅኦ ማእኸል ዘውዲቱ መሸሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ትንሳኤ ብሓድነትን ምፅናዕን ምሕላፍ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳራት ገሊፆም mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተፈላለዩ ክልላት ፅባሕ ዝኽበር በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ካብ ትንሳኤ ፈተና ብፅንዓት ምስጋር፤ ካብ ፀልማት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ፆም ዘርኣናዮ ሰናይ ተግባራት ብምጥንኻር ንዝተፀገሙን ወገናት ምድጋፍ ይግባእ – ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሓኩም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓለፎ መልእኽቲ ከምዝስእብ ይቐርብ፡- ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንዃዕ ንበዓል ትንሳኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንበዓል ትንሳኤ ዘመሓላለፎ መልእክቲ መግለፂ ሰናይ ትምኒት mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንዃዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም! በዓል ትንሳኤ እየሱስ ክርስቶስ ወዲ ሰብ ካብ ኣዳም ዝወረሶ ዕዳ ሓጢያት ንምድምሳስ ንሞት ስዒሩ ዝተለዓለሉ በዓል ከምዝኾነ ብሰዓብቲ እምነት ብፅኑዕ ይእመን። ትንሣኤ ውድቀት፣ ስዕረት፣ ተስፋ ምቑራፅን ባርነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንበዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ክብሉ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ እንዃዕ ንበዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም! እዙይ ቅዱስ በዓል ናይ…