ኣብ ምሕላው ፅሬት ሰራሕተኛታት ፋብሪካን ጨርቀ መርቂ ኢንዱስትሪን ግንዛበ ንምዕባይ ዘኽእል ወፍሪ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢንዱስትሪ ጨርቀ መርቂ፣ ቆርበትን ክዳውንቲን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ፅሬት ሰራሕተኛታት ፋብሪካን ጨርቀ መርቂ ኢንዱስትሪን ግንዛበ ንምዕባይ ዘኽእል ወፍሪ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ዓውዲ ካብ ምዕባይ ጎድና ጎድኒ ኣብዚ…