Fana: At a Speed of Life!

ናይ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18 ን 20ን ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18 ን 20ን ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ብሓፈሻዊ ተዓዋትነት ባንኪ ነግዲ ኢትዮጵያን ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያን ተዛዚሙ። ንዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልታት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ክካየድ ዝፀንሐ መበል 13 ትሕቲ 20 ዓመትን መበል…

ኣብ ወርሒ ሚያዚያን ግንቦትን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ዘለዎም ስጉምቲታት ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ሚያዚያን ግንቦትን 2017 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ዘለዎም ስጉምቲታት ከምዝተኻየዱ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብተን ኣዋርሕ ኣብ ለምዓት ኢኮኖሚ፣ ምዕባለ ቴክኖሎጂ፣ ዓለም ለኸ…

ሃዋሳ ከተማ ንመቻል ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንመቻል 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ። ሃዋሳ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ዓሊ ሱሌማን፣ ተባረክ ሄፋሞን ኣቤኔዘር ዮሃንስን ኣመዝጊቦምወን። ብሕታዊት ሸቶ መቻል ድማ ምንይሉ…

ልዑል ሃንቀውታ ዝግበረሉ ፀወታ ፍፃመ ኢንተር ሚላን ምስ ፒኤስጂ ኣብ ሙኒክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣብ ጀርመን ሙኒክ ስታዲየም ኣሊያዝ ኣሬና ጣልያናዊት ጋንታ ኢንተርሚላን ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ፒኤስጂ ምሸት ሰዓት 4 ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ ጀርመን ከተማ ሙኒክ ስታዲየም ኣሊያንዝ አሬና ዝካየድ…

ድንሽ ንምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ዘለዎ ግደ ዝምጥን ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድንሽ ንምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ዘለዎ ግደ ዝምጥን ትኹረት ክወሃቦ ከምዝግባእ ተመራመርቲ እቲ ዓውዲ ሓቲቶም። ፍርያት ድንሽ ካብ ኢኮኖሚያዊ ረብሑኡ ሓሊፉ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዕዙዝ ኣበርክቶ ከምዘለዎ ተመራመርቲ ዓውዲ ሕርሻ…

2ይ መዓልቲ መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ትካላትን ማሕበራትን ፌዴራል ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ትካላትን ማሕበራትን ፌዴራል 2ይ መዓልቲ ውዕሎኡ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብ ሸውዓተ ጉጅለ ተኸፋፊሎም ትማሊ ኣብ ኣጀንዳ ሓሳባቶም እናዘተዩ ዝነበሩ ተዛተይቲ÷ ሎሚ መዓልቲ ብኣባላት ጉጅለኦም ዝተኣኻኸቡ…

ተረፈ ኣካል ሉሲን ሰላምን ኣብ ሙዚየም ደሴ ካብ ፅባሕ ጀሚረን ንምርኢት ክቐርባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ሙዚየም ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝኽበረላ ከተማ ደሴ ተረፈ ኣካል ሉሲን ሰላምን ካብ ፅባሕ ጀሚረን ንምርኢት ክቐርባ ኢየን፡፡ ኣብ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊ ሙዚየም ኣይተ ኣንዷለም ግርማይ ከምዝገለፁዎ፤…

ስራሕቲ ፕሮጀክት ግድብ መገጭ ካብ ዝነበሮ ፀገም ኣፈፃፅማ ክወፅእ ጀሚሩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር  መስኖን ቆላማ ከባቢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ስራሕቲ ፕሮጀክት ግድብ መገጭ መንግስቲቲ ብዝሃቦ ፍሉይ ትኹረት ካብ ዝነበሮ ፀገም ኣፈፃፅማ ክወፅእ ጀሚሩ ኢሎም። እዋናዊ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጀክት ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ…

ስሑል ሽረ ካብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወሪዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምስ ጋንታ  ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተራኸበት ጋንታ ስሑል ሽረ 1 ን 0 ስለዝተሰዓረት ካብ ውድድር እቲ ሊግ ምውራዳ ኣረጋጊፃ፡፡ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ፍፁም ጥላሁን ድሕሪ ዕረፍቲ…

ቤተክርስቲያን ኣብታ ከተማ ንዝውገኑ ስራሕቲ ልምዓት ትገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ንዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ትገብሮ ኩለመዳይ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ብፁኣን ኣቦታት፡፡ ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ…