ዝንቕ ፋና ኣብ ወረዳ ሓውዜን 3 ሓናጡ ተወሊዶም Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነባርነተን ኣብ ወረዳ ሓውዜን ጣብያ ቆራሮ ዝኾና ወ/ሮ ማኣዛ ገብረዋህድ ሓጎስ ዝተብሃላ ወላዲት ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ፍረ ሰማእታት ሓውዜን 3 ሓናጡ ተገላጊለን። ኣብቲ ሆስፒታል በዓል ሞያ ዝተዋደደ ሃንደበታዊ መጥባሕቲ ኣይተ ተኽለማርያም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቐፃሊ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ዘገልግሉ ናውቲታት ምርጫ ኣብ ዱባይ ብዕሊ ምሕታም ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንቐፃሊ ሃገራዊ ምርጫ ዘገልግሉ ናውቲታት ምርጫ ኣብ ዱባይ ብዕሊ ምሕታም ከምዝተጀመረ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሕትመት እቲ ናውቲ ብዕሊ ዘፈለማ ኣካቢት ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብርቱኳን ሚዴቅሳ፥ እቶም ናውቲ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ምሕታም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ኦዲፒ ኣብ ክሊ ኣገዳስነት ፓርቲ ብልፅግና ኣድሂቦም ኣብ ኣዳማ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዘተ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላትዴሞክራቲክ ፓርቲ ኦሮሞ (ኦዲፒ) ኣብ ክሊ ኣገዳስነት ፓርቲ ብልፅግና ኣድሂቦም ኣብ ከተማ ኣዳማ፣ ኣዳራሽ ኣባ ገዳ ንሰለስተ መዓልታት ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዘተ ተዛዚሙ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምዝዛም እቲ መድረኽ፥ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ዝወፅአ ገንዘብ ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ካልኦት ሃገራት ዝወፅአ ገንዘብ ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ሃፍቲ ኣብ መሓዉር መንግስቲ ዝነበሩን ምስኣቶም ርክብ ብዝነበሮም ሰብ ሃፍቲን ኣቢሉ ካብ ሃገር ክወፅእ ከምዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣይተ ደመቀ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትር ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ኢግናዚኦ ካሲስ ተዛቲዮም። ትኹረት እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ዘድሃበ ከምዝነበረ ድማ ተገሊፁ። ብተወሳኺ…
ቢዝነስ ኣብ ቀዳማይ ዙር ስራሕቲ መስኖ ልዕሊ 20 ሽሕ ሄክታር መሬት ትግራይ ብዝተፈለለዩ ኣሕምልትን ፍራምረን ይለምዕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ስራሕቲ መስኖ ልዕሊ 20 ሽሕ ሄክታር መሬት ብዝተፈለለዩ ዝራእቲ፣ ኣሕምልትን ፍራምረን ከም ዝተሸፈነ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ሓቢሩ። ኣብ 2010 ዓ.ም ብጅፒኤስ ዝተፀንዐ መፅናዕቲ ከም ዘመላኽቶ፥ ኣብ ትግራይ ብመስኖ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ተነሓናሕቲ ሓይሊታት ሱዳን ሓበራዊ መንግስቲ ንምቛም ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Dec 18, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተነሓናሕቲ ሓይሊታት ደቡብ ሱዳን ብዝተቐመጠ ገደብ ግዘ ሓበራዊ መንግስቲ ንምቛም ከምዝተስማዕምዑ ፕሬዚዳንት ሳልቫ ኪር ተዛሪቦም። ፕሬዚዳንት ሳልቫኪር ምስ ተቓዋሚኦም ሪክ ማቻር ሓበራዊ መንግስቲ ብምጥያሽ ምስምዕምዖም ኢዮም ገሊፆም ዘለዉ።…
ቢዝነስ ቀዋሚ ኮሚት ጉዳያት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ መስኖን ኢነርጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዋሚ ኮሚት ጉዳያት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ መስኖን ኢነርጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዑደት ከይዲ ኣፈፃፅማ ህንፀት እቲ ግድብ ተዘዋዊሩ ኣብ ምዕዛብ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንስደተኛታት ዝወሃብ ሓገዝ ኣብ ምፍጣር ማሕበራዊን ቁጠባዊን ዓቕሚ ስደተኛታት ዝረአ ለውጢ ዘምፅእ ክኸውን ይግባእ – ኣይተ ደመቀ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ንስደተኛታት ዝህቦ ሓገዝን ምላሽን ኣብ ምፍጣር ማሕበራዊን ቁጠባዊን ዓቕሚ እቶም ስደተኛታት ዝረአ ለውጢ ዘምፅእ ክኸውን ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ “ዓለም ለኸ ፎረም ስደተኛታት”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክትባት ፖሊዮ ኣብ ሓሙሽተ ዞባታት ክልል ደቡብ ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 አዲስ አበባ፣ ታህሳስ 7፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኣርባዕተ መዓልታት ዝፀንሕ ክትባት ፖሊዮ ኣብ ሓሙሽተ ዞባታት ክልል ደቡብ ክወሃብ ኢዩ። ሕማም ፖሊዮ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ኣሩሲ፣ ወረዳ ሲራሮ ስለ ዝተርኣየ፥ ጎረባባብቲ እታ ወረዳ ኣብ ዝኾና ሓሙሽተ ዞባታት ክልል ደቡብ ዘለዋ 12…