ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያን ኣብ ሃገራ መረፃ እድሂቦም ተዛትዮም
አዲስ አበባ፣ ጥር 22፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያን ኣብዚ ዓመት ዝካየድ ሃገራ መረፃ እድሂቦም ተዛትዮም።
እቲ ዘተ ትካላዊ ናፅነቶምን ዘይሻራዊነቶምን ተሓሊዩ ኣብ ቅድመ ምድላው ሃገራዊ መረፃን ኣብ ድንጋገታት “ኣዋጅ መረፃን ፓርቲታት…