ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዞባ ኢንዱስትሪ ኢስተርን ዱከም ዑደት የካይዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዞባ ኢንዱስትሪ ኢስተርን ከተማ ዱከም ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ዑደቶም ድማ ስራሕቲ ምንቅስቓስ ናይቲ ዞባ ኢንዱስትሪ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ካብ 16 ጥሪ ጀሚሮም ኣብ ከተማ ኣዳማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቦም ዝፍነዉ ዝተዛብዑ ሓበሬታታትን ዘረባታት ፅልኣትን ምቁፅፃር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መፃኢ ሃገራ መረፃ ብሰላማዊ መገዲ ንኽካየድ ኣብ መረፃ ኣድሂቦም ዝፍነዉ ዝተዛብዑ ሓበሬታታትን ዘረባታት ፅልኣትን ምቁፅፃር ከምዝግባእ ማእኸል ምዕባለ ሰብኣዊ መሰልን ዲሞክራሲን (CARD)ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሜላታት መራኸብቲ ሓፋሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሽመት ሰለስተ ሚኒስትራት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሽመት ሰለስተ ሚኒስትራት ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ 5ይ ዘመን ስራሕ መበል 12 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ኣብ ስሩዕ ኣኼብኡ ድማ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዝቐረቡሉ ሽመት ሰለስተ ሚኒስትራት ኣፅዲቑ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ልዕሊ 35 ኩንታል መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ልዕሊ 35 ኩንታል መዐወኒ ሓሽሽ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ መዓወኒ ሓሽሽ፥ ብኤፍ ኤስ ኣር መኪና ተፃዒኑ እንትዘዋወር ከምዝተትሓዘ ኣዛዚ ፖሊስ ከተማ ኣርባ ምንጭ ኮማንደር ዳንኤል ኣረጋ ተዛሪቦም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያታት ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ – ጀርመን ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኽልተ መዓልቲታት እናተካየደ ዝፀንሐ ሓበራ መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያታት ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ጀርመንን ተዛዚሙ። ክሊቲኦም ወገናት ኣብ ወርሒ ሰነ 2011 ዓ.ም ብመሰረት ኣብ በርሊን ዝተፈራረሙዎ ስምምዕነት ሓበራ ኮሚሽንን ድሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ረቂቅ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት ብር 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብምፅዳቕ ጉባኤኡ ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ 5ይ ዘመን ስራሕ መበል 18 ስሩዕ ጉባኤኡ ረቂቅ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት ብር 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ካልኦት ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ኣኼቡኡ ዛዚሙ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ፕላን ከተማን ዝነበረ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ግድብ ገናሌ ዳዋ III ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2020 0 መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ግድብ ገናሌ ዳዋ III ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክምረቕ ኢዩ ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)250 ሜጋ ዋት ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ ዘለዎ ግድብ ገናሌ ዳዋ III፥ 26 ጥሪ 2012 ዓ.ም ከምዝምረቕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። መፈልፈሊ ሓይሊ…
ስፓርት ኣብ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣብ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሉ ውዒሉ። ኣብ ስታዲየም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሹመት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሹመት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ 5ይ ዘመን ስራሕ መበል 18 ስሩዕ ጉባኤኡ ኢዩ ነቲ ሽመት ዘፅደቖ። ብመሰረት እዚ፦ 1. ወይዘሮ ፈትለወርቅ ገብረዝጊሔር…
Uncategorized ጉዳይ ዝተጨውያ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ተጣይሹ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉዳይ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ዝተጨውያ ተምሃሮ ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ተጣይሹ እናተሰርሐ ምዃኑ ጀነራል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል እንደሻው ጣሰው ገሊፆም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፣ ጀነራል…