ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዓለም ለኻዊ ጉባዔ ኢኮኖሚ ንምስታፍ ናብ ዳቮስ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዓለም ለኻዊ ጉባዔ ኢኮኖሚ ንምስታፍ ናብ ስዊዘርላንድ፣ ዳቮስ ኣምሪሖም።
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሑ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ለንደን ኣብ…