ኣብ ጎንደር ኣብ ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ብዝበፅሐ ሓደጋ 9 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጎንደር ኣብ ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ንኣጋይሽ ዝተዳለወ ርብራብ ኣእዋም ፈሪሱ ብዘብፀሖ ሓደጋ ትሽዓተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ኣፍሊጡ።
ብምኽንያት እቲ ሓደጋ ብዙሓት ሰባት ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት…