ኣብ ትግራይ ብጥንቆላን ድፍትርናን ኣቢሎም ኣብ ጥዕና ሕብረተሰብ ፀገም ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ስጉምቲ ከምዝውሰድ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ ስራሕቲ ባህላዊ ሕክምና ዝነጥፉ ኣካላት ኣብ ጥዕናን ስነልቦናን ሕብረተሰብ ፀገም እናፈጠሩ ከም ዝርከቡ ተሓቢሩ።
ባህላዊ ሕክምና ብዘይሕጋውያን ካብ ኣግባብ ወፃኢ ምስራሕ ኣብ ሕብረተሰብ ስነልቦናውን ቁጠባውን ቅልውላው ከም…