ስፓርት ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ጥሩነሺ ዲባባን ቅድሚ 20 ዓመታት ኣብዛ ዕለት … Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩርዓት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ዓለም ብሓፂርን ነዊሕን ርሕቐት ከምኡ እውን ኣትሌት ጥሩነሺ ዲባባ ኣብ ውድድር ሰገናትን በፃሓትን ብሓደ ግዘ ብምስዓር ቅድሚ 20 ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ ድሙ ታሪኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግስቲ ወሰን ቃላይ ጣና ብፍፁም ድባብ ሰላም ልምዓታ ተቀላጥፍ ኣላ – ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንግስቲ ወሰን ቃላይ ጣና ፣ ብስየ ዝወቀበት መርዓት ውቕብቲ ከተማ ብፍፁም ሰላምዊ ድባብ ልምዓታ ተቀላጥፍ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝበልዎ÷ ንግስቲ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ኣምሪሑ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 21 ክሳብ 23 መጋቢት 2025 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ናንጂንግ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ 12 ኣትሌታት፣ ክልተ ኣሰልጠንቲ፣ ሓደ መራሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መዓድናት ገይፃ መይፂ ዝርከብ እቶትክብ ንምባል ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መረዳእታ መዓድናት ገይፃ መይፂ ብምፅናዕንብምዝማንን ካብቲ ዓውዲ ዝርከብ እቶት ክብ ንምባል ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር መዓድን ገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር መዓድንን ኢንስቲትዩት ልምዓት ኢንዱስትሪ መዓድንን÷ቁልፊ ፀገማት መፅናዕትን ዘበናዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም ኣብራሪ ኣውሮፕላን ዝነበሩ ብሪታኒያዊ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ኣብራሪ ኣውሮፕላን ዝነበሩ ብሪታኒያዊ ጆን ፓዲ ሄሚንግዌይ ኣብ 105 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ሓይሊ ኣየር ዩናይትድ ኪንግደም ሮያል ከምዝሓበሮ፤ ሄሚንግዌይ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1940 ብሪታኒያን ካብ…
ቢዝነስ ክልል ኦሮሚያ 72 ቢሊየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ መስርሒ ቦታ ኣመሓላሊፉ Desta Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቦርድ ኢንቨስትመንት ክልል ኦሮሚያ 72 ቢሊየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ልዕሊ 2 ሽሕን 500 ሰብ ሃፍቲ መስርሒ ቦታ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቦርድ ሎሚ ዕለት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ÷ ሰብሃፍቲ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ከምኡውን መሪሕ ሰበኽ ሳግም ኣብ ዝተፈላለዩ…
ዝንቕ ፋና ብህይወቱ እንከሎ ናይ ሕልና ፀሎት ዝተገብረሉ ተፃወታይ Desta Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ እትፃወት ቡልጋርያዊት ጋንታ ንሓደ ተፃዋታያ ነበር ካብዛ ዓለት ብሞት ተፋንዩ ብምባል ንሓደ ደቒቕ ዝቐፀለ ናይ ሕልና ፀሎት ኣካይዳ። እንተዀነ ድሒሩ ብዝወፀአ ሓድሽ ሓበሬታ፥ እቲ ተፃወታይ ገና ብህይወቱ ከም ዘሎ ድሕሪ ምፍላጣ…
ጥዕና ጥዕና ኲላሊት ንምሕላው ዝሕግዙ 6 ቀለልቲ ነገራት Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኵላሊት ካብቶም ኣውራ ኣገደስቲ ክፋል ኣካላትና እንትኾና፥ ኣብ ደም ዝፍጠር ርስሓት ብምፅራይ ብመልክዕ ሽንቲ ከምዝወፅእ ዝገብራን እየን። ዓለማዊ ማሕበር ኔፍሮሎጂ ከም ዝሕብሮ፥ ፀቕጢ ደም ንምቍፅፃር ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ኣካላትና ዘሎ መጠን…
ቴክኖሎጂ ‘ኳንተም ኮምፕዩቲንግ’ እንታይ’ዩ? Desta Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ብቢልየነር ዓለም ዝኾነ ቢል ጌትስ ዝውነን ትካል ማይክሮሶፍት፥ ንሓያለ ዓመታት ሓያል ዓቕሚ ዘለዎ ኮምፒዩተር ንምስራሕ ኣብ ቀጻሊ ምርምር ምፅንሑ ተገሊፁ። እንነሆ ድማ ከም ኣካል ናይዚ ጥሙሕ ሓድሽ 'ቺፕ' (ደቂቕ ንዋይ ኮምፕዩተር) ከም…
ስፓርት ሊዮኔል ሜሲ ካብ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ርጀርንቲና ወፃእ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ብጉድኣት ምኽንያት ሃገሩ ኣብ ትገብሮም መፃረዪ ፀወታታት ፅዋዕ ዓለም ወፃእ ከምዝኾነ ተረጋጊፁ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣርጀንቲ ምስ ብራዚልን ኡራጓይን ኣብ ትገብሮም መፃረዪ ፀወታታት ከምዘይስለፍ ተሓቢሩ፡፡ ሜሲ ትማሊ…