ቢዝነስ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ጭቡጥ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ Desta Jul 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ክትግበር ዝፀንሐ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ጭቡጥ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ። ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕድላት ዲጂታል ብምጥቃም ምህዞ ዘለዎን ኣብ ፍልጠት ዝተደረኸን ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዘኽእል ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝምራሕ ኢኒሼቲቭ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ድልዊ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ መቃድሾ ትሳተፍ ኣላ Desta Jul 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 34 ኣኼባ ድልዊ ሓይሊ ኣካላት ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ መቃድሾ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሹመኛታት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ሰራዊት ኩለን ኣባል ሃገራት፣ ሚኒስትራት ምክልኻል ሃገርን ላዕለዎት ኤክስፐርትታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጠንካራን ዘላቕነት ዘለዎን ኢኮኖሚ ትሃንፅ ኣላ- ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Desta Jul 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ጠንካራን ዘላቕነት ዘለዎን ኢኮኖሚ ትሃንፅ ኣላ ኢሎም። ኢኮኖሚክ ኣሶሴሽን ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ መበል 22 ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 150 ፕሮጀክትታት ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም Desta Jul 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ኣብ ምምሕዳር እታ ከተማ 150 ፕሮጀክትታት ትምህርቲ ተመሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም ኢለን። ኣብቲ ባጀት ዓመት ልዕሊ 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምስራት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዕብየት ክልል ሃረሪ ልዑል ግደ ኣበርኪቱ mizan mekonen Jul 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምስራት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ጉዕዞ ድሕሪት ብምግታዕ ዕብየት ክምዝገብ ኣኽኢሉ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ትሽዓተ ወረዳታት ዝተሃነፁ ቤት ፅሕፈታት እቲ ፓርቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጀርመን ንኢጋድ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ደገፍ ሂቡ mizan mekonen Jul 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ጀርመን ንበይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፤ እቲ ደገፍ ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ከባቢ ኮሪደራት ልምዓት ዝካየዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ጉዳያ ቢላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ mizan mekonen Jul 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉዳያ ቢላ ቀበሌ ኢፈ ቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሕይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ መስተ ዝፀዓነ ኤፍኤስኣር ተሸከርካሪ ካብ ዞባ ወለጋ ሆሮ ጉድሩ ናብ ከተማ ባኮ እንትጉዓዝ ብምግልባጡ እዩ፡፡ ብዝተፈጠረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዋጅ ግብሪ እቶት ፌደራል ኣፅዲቑ mizan mekonen Jul 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣብ ኣዋጅ ግብሪ እቶት ፌደራል ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ዘትዩ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ካልኣይ ህፁፅ ኣኼብኡ ነቲ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ብዙፋን ካሳሁን ስሉጥን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣዋጅ ስነ-ምግባርን መረፃ ኣፅዲቑ mizan mekonen Jul 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣዋጅ ስነ-ምግባርን መረፃ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ካልኣይ ህፁፅ ኣኼባ ዘፅደቖ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ 26 ዓንቀፃት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዑል ፍልጠት፣ ሃብትን ተመኩሮን ዝተረኽበሉ ግድብ ህዳሰ … mizan mekonen Jul 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ከይዲ ህንፀት ንኢትዮጵያ ዓብዪ ፍልጠት፣ ሃፍቲን ተመኩሮን ዘምፀአ ፕሮጀክት እዩ። ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህንፀት ብዕሊ ዝጀመረ ኣብ 24 መጋቢት 2003 ዓ.ም ልእሊ 12 ሽሕ ሰባት ዝተሳተፉ…