ኢትዮጵያ ገበን ኣብ ምክልኻል እናሰርሐቶም ትርከብ ተግባራት ንተወልቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣቕሪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ምክልኻል ገበን ተተሓዙ ኣብ ኢትዮጵያ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ንተወከልቲ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣቕሪቡ፡፡
መበል 15 ኮንፈረንስ ምክልኻል ገበንን ፍትሒ ገበንን ሕቡራት መንግስታት ኣኼባ ቅድመ ምድላው…