Uncategorized ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 32 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማይናማር ተዓጊቶም ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 32 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ከምዝሓበሮ÷ ኣብ ህንዲ ምስ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ናብ ታይላንድ ካብ ሞንጎ ዝተሳገሩ 133 ኢትዮጵያዊያን እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሕቶታቱ ንኸቕርብ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ጉዳያት ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ኢኮኖሚን ኣብ ኣፍረይቲ ዓውዲታትን ሕቶታትን መብርሂን ዝደሊዩ ጉዳያት ንኸቕርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ብመሰረት እዚ ሕብረተሰብ ክሳብ ፅባሕ ብማሕበራዊ ሚዲያታት ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓታዊ ሰፍቲኔት ከተማ ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ዓመታት በቢዓመቱ 15 ቢሊየን ብር ተሰሊዑ Desta Mar 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓታዊ ሰፍቲኔት ከተማ ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ዓመታት በቢዓመቱ 15 ቢሊየን ብር ከምዝተመደበ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን፡፡ ልምዓታዊ ሰፍቲኔት ከተማታት ስግግር ተረባሕነትን መርሃ ግብሪ ምጅማርን ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወርሒ መጋቢት ስራሕቲ ወፍሪ ልገሳ ደም ከምዝውገን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መጋቢት ወርሂ ልገሳ ደም ብምግባር ስራሕቲ ጎስጓስ ከምዝካየድ ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ካብ ወለንታውያን ደምን ህብረ-ህዋስን ብምትእኽኻብን ድሕንነቱ ብምርግጋፅ ንተጠቀምቲ እናመሓላለፈ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ስትራቴጂታት ልምዓት ንምዕዋት ዝገብሮ ተሳትፎ ከጠናኽር ይግባእ-ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) Desta Mar 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ስትራቴጂታት ልምዓት ንምዕዋት ዝገብሮ ተሳትፎ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ መርቲ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ዘቲዮም። ኣብቲ…
ስፓርት ቼልሲ ንሌስተር ሲቲ ብምስዓር ደረጃኣ ኣመሓይሻ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣ ስታምፎርድ ብሪጅ ንሌስተር ሲቲ ኣተኣናጊዳ1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ቼልሲ ማርክ ኩኩሬያ ኣብ መበል 60 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ቼልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መሬት ብምውራር ኣብ ልዕሊ ዝተሳለጠ ህንፀት ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብ ባንኪ መሬት ዝኣተወ መሬት ብምውራር ኣብ ልዕሊ ዝተሰርሐ ህንፀት ስጉምቲ ምውሳዱ በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ወረዳ 2 ናብ ባንኪ መሬት ዝኣተወ 1 ሺሕ ካ.ሜ መሬት ክልተ ውልቀ ሰባት…
ቢዝነስ ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ልዕሊ 7 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ናብ ስራሕ ካብዝ ዝኣቱ ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 7 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ዕዳጋ ምቕራቡ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፋብሪካ ተበፃሕነት ንምስፋሕን ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ዘለዎ ተቐራሪብካ ናይ ምስራሕ ባህሊ ንምዕባይ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስረታ ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ኣብሲሮም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዕሊ ተጣይሹ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብቲ እዋን÷ ካብ 2002 ዓ.ም ጀምሮ ማሕበር ኣክሲዮን ንኽጣየሽ ፃዕሪ…
ስፓርት ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሊዝበን ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፖርቹጋል ከተማ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማ ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ፅገ ነቲ ርሕቐት 1 ሰዓት 4 ደቒቕን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡…