ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ክልል ትግራይ ይኽበር ኣሎ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ። እቲ ስነ ስርዓት፥ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራል፣ ክልል፣ ዞባታትን ወረዳታት ኣብ ዝተረኸቡሉ ብድምቀት ይኽበር ከምዘሎ ተገሊፁ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። እቲ ዕለት፥ “ስሉጥን ቀፃልነት ዘለዎን ኩለ መዳይ ለውጢ ብተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ይረጋገፅ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕፁያት መኮንናት ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ይምረቑ ኣለዉ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 70 ዙር ሕፁያት መኮንናት ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ይምረቑ ኣለዉ። ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ጀኔራል መኮንናት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣምባሳደራት…
ስፓርት መቻልን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻልን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ እተን ጋንታታት ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝገበረኦ ፀወታ 0 ን 0 ብዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂ ግሎባል ቫይታል ንግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝገብሮ ድጋፍ ከምዘቐፅል ኣረጋጊፁ Desta Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም)ዋና ዳይሬክቴር ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት ምስ ፕሬዚዳንት ስትራቴጂ ግሎባል ቫይታልን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ሜሪ ኣንን (ዶ/ር) ዘትዮም፡፡ እተን ዋና ዳይሬክተር፥ እቲ ትካል ኣብ ክሊ ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን ቅድመ ሐዚ ዝሰርሖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ “መለኮታዊ ዑደት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ስብከት ክሳለጥ እዩ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2025 0 ካብ ፅባሕ ጀሚሩ “መለኮታዊ ዑደት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ስብከት ክሳለጥ እዩ ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕን ድሕሪ ፅሕን ካብ ሸዉዓተ ሰዓት ጀሚሩ ኣብ መስቀል ኣደባባይ “መለኮታዊ ዑደት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ስብከተ ወንጌል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብ ትሕዝቶታት ኣል ሸባብ መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ዞባ ሸበሌ ኣብ ዝርከቡ ትሕዝቶታት ኣል ሸባብ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃሙ ሚኒስቴር ምክልኻል ሶማሊያ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስቴር ምክልኻል ሶማሊያ ኣብዱልቃድር ሞሓመድ ከምዝበሉዎ÷ ሓይሊ ኣየራት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ንሰዓታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ሱር ቦቆስ ለውጢ መፂኡ- ዶ/ር መቅደስ ዳባ Desta Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ጥዕና ሒደት ዓመታዊ መመሓየሺታት ኣወዳድባ ብምትግባር ሱር ቦቆስ ለውጢ ምምፃእ ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ ጥዕና ቁልፊ ኣፈፃፅማ ሰትራቴጂክ ኣንፈታት ዝጥምት ዘተ ምስ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ ኣቲዩ፡፡ ኣባላት እቲ ጉጅ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቶም÷ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረባሕነት ኢንሹራንስ እንስሳት ሰበኽ ሳግም ክብ ምባል ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Mar 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተረባሕነት ኢንሹራንስ እንስሳት ሰበኽ ሳግም ንምዕባይ ጠመተ ተዋሂቡዎ ክስራሕ ይግባእ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣተሓባባሪ ብሄራዊ ምምሕያሽ ፕሮጀክት እታዎት ኢኮኖሚ ምንካይን ሓቓፊን ስግኣት ሓደጋ ሰበኽ ሳግም እቲ ሚኒስቴር ጀማል ኣልዬ ኣብ…