ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ሓገዝ ኮምፒውተር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዘበነዎትን ልዑል ዓቕሚ ዘለወንን ኮምፒውተራት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ሓገዝ ገይሩ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፋና ብምርካብ ዝገበሩዎ÷ ሓገዝ ፅቡቕ ርክብ ክልቲኦም…
ስፓርት ሎሚ ምሸት ኣብ ዘሎ መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Desta Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምሸት ኣብ ዘሎ መበል 30 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እቲ መርሃ ግብሪ፥ ኣርሴናል ኣብ ሜድኡ ሰዓት 3፡45 ምሸት ምስ ፉልሃም ክጋጠም ኢዩ። ኣርሴናል ክሳብ ሐዚ ኣብ ዝገበሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና 120 ኣምቡላንሳት ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና 120 ኣምቡላንሳት ሓዊሱ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ከምዝተገበረ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ትግራይ ገሊፁ፡፡ ሓላፊ እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣይተ ብርሃኑ መኮንን ከምዝገለፁዎ፤ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዝበጢን መጫጨፊን እኽሊ ማሽን ዝሰርሐ … Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ታምራት ኣለሙ ዝሰርሓ እዛ ማሽን ዝተፈላለዩ ዝራእቲ ንምዝባጥን ንምጭጫፍን ትውዕል ኢያ። እታ ማሽን ዝራእቲ ኣገዳ ብርዒን ብዝግባእ ንምዝባጥ ከምተገልግል ታምራት ኣለሙ ገሊፁ፡፡ እታ ማሽን ወፃኢ ቆጣቢትን ፀገም ፈታሒትን ካብ ምዃና ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ንፍታሕ ዝብል ፃውዒት መራሒ ዝተርኣየ ኣብዚ ናይ ለውጢ እዋን ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ንፍታሕ ዝብል ፃውዒት መራሒ ዝተርኣየ ኣብዚ ናይ ለውጢ እዋን ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ በልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ናይ ለውጢ መንግስቲ ዝመፅአሉ ሻውዓይ…
ቢዝነስ ካብ ዓውዲ ሆርቲካልቸር 366 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ Desta Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋረሕ ካብ ዓውዲ ሆርቲካልቸር 366 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ሚኒስትር ገብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ገሊፆም። “ሆርቲካልቸር ንዘላቒ ሃገራዊ ሸቶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓለም ለኸ ኤግዚብሽን ሆርቲካልቸር ኣብ ኣዳራሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሪያታት ለውጢ ዝኾኑ ገዘፍቲ ልምዓታት ብርኪ ናብራ ህዝቢ የመሓይሹ ከምዘለዉ ተገሊፁ Desta Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ‘ካብ መጋቢት ክሳብ መጋቢት’ ብዝተገበረ ዝተዋደደ ርብርብ በቢከባቢኡ ዝተሃነፁ ፍሪያታት ለውጢ ዝኾኑ ገዘፍቲ ልምዓታት ብርኪ ናብራ ህዝቢ የመሓይሹ ከምዘለዉ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ፅባቐ ኣዲስ ኣበባን ኢትዮጵያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ክልላት ኢድ ዝኣትወሉ ስርዓት ዘመሓይሽ ኣዋጅ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 22 ስሩዕ ኣኼባ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ክልላት ኢዱ ዘእትወሉ ስርዓት ንምድንጋግ ዝወፅአ መመሓየሺ ኣዋጅ ብምምርማር ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ኣዋጅ ክሳብ ሕዚ ኣብ ስራሕ ዝነበረ ኣዋጅ ቁፅሪ 359/…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈንድ ልምዓት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህነፅ ሓዱሽ ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ክሳተፍ ከምዝደሊ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈንድ ልምዓት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህነፅ ሓዱሽ ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ክሳተፍ ከምዝደሊ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ትካል ዩ ዡሮይ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ስሩዕን ቐፃሊን ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከውፅእ እዩ mizan mekonen Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ በቢ ክልተ ሰሙናት ስሩዕን ቐፃልነትን ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከውፅእ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ባንክ ነዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ÷ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ በቢ ክልተ ሰሙን ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ምኽያድ ከምዝጅምር ተገሊፁ።…