Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ድልየት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣብ ዘካየዶ መበል 33 ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ፣ እስያን ዓረብን ዝተሳተፉ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ንመፅናዕቲ ቕድመ ኢንቨስትመንት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመፁ ገሊፆም፡፡ እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ…

ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ምክያድ ጀሚሩ። ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ መድረኽ፤ ሓፈሻዊ ሃገራዊ ኩነታት ፖለቲካ፣ ህንፀት ጥንኩር ፓርቲ ንምዕዋትን ፓርቲን መንግስቲን ብምውዳድ ዝሰርሑ ኣጀንዳታት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ፋብሪካ ጥይት ሆሚቾ ዑደት ኣብ ዝገበርሉ እዋን ካብ መንጎ ዘልዓልዎም ቀንዲ ቀንዲ ነጥብታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ ሐዚ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ተተኳሲ ጠያይቲ ናይ ምፍራይ ፈተነታት እንተነበሩ እውን ክሳብ ሎሚ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ሃገርና ካብ ወፃኢ ብምእታው ተደሪኻ ፀኒሓ ኢያ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ግን ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ተተኳሲ ካብ ምፍራሕ…

ኢትዮጵያ 6 ናይ ፅዕነት መራኽብ ክትዕድግ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሽዱሽተ ሓደሽቲ ናይ ፅዕነት መራኽብ ክትዕድግ ምዃና ትራንስፖርትን ሎጂስቲክን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ካብተን ሽዱሽተ መራኽብ እተን ክልተ ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ተዓገዚአን ናብ ኣገልግሎት ንክኣትዋ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡…

ዓበይቲ ተግባራትቀፃሊ ሓደ ዓመት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 11 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብዝፀዉዖ ህፁፅ ኣኬባ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰለስተ ዓመታት ብምስማዕን ዘይተወገኑ ትግባራት ኣብ ግምት ብምእታውን ዘበን ስራሕ እቲ ኮሚሽን ንሓደ ዓመት ምንውሑ ይዝከር፡፡…

ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም ምስ መናእሰይ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት እቲ ክልል ኣድሂቦም ምስ መናእሰይ ከተማ መቐለ ተዛትዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት መቐለ ዝተዉፃእፅኡ መናእሰይ ተሳቲፎም፡፡

ሓዱሽ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ ይፍጠር ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ እናጠፈጠረ ምዃኑ ዘመላኽት ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ላዕለዎት…

ኣሜሪካ ምስ ዩክሬን እትገብሮ ልዉዉጥ መረዳእታ ድሕንነት ገቲኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ምስ ዩክሬን እትገብሮ ዝነበረት ልዉዉጥ መረዳእታ ወተሃደራዊ ድሕንነት ከምዝገትአት ኣፍሊጣ፡፡ ዋሽንግተንን ኬቭን ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ልዉዉጥ መረዳእታ ወተሃደራዊ ድሕንነት ከካይዳ ምፅነሐን ተገሊፁ፡፡ ምምሕዳር…

ዳግመ ሕውየት ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሕብረት ኣውሮፓ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ዳግመ ሕውየትን ህንፀትን ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር እቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሶፌ ፍሮም ገሊፀን። ሕብረት ኣውሮፓ ብዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ኣቢሉ ኣብ ዓውዲ…

ልዕሊ 60 ሚሊዮን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሕክምና ንቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦርፋንስ ኢን ኒድ ዩ ኤስ ኤ ልዕሊ 60 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሕክምና ንቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…