ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እቲ እምነት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ እቲ በዓል ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ ዮሱፍ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ መንፈስ ረመዳን ኣብ ኣፍሪካ ኢሉውን ዓለም ሰላም፣ ፍትሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብሪታት ዒድ ኣል ፈጥር ንህንፀት ሃገር ኣድለይቲ ኢዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክብሪታት ዒድ ኣል ፈጥር ንህንፀት ሃገር ኣድለይቲ ኢዮም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ!--more-->…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 ዓ ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ዒድ ኣል ፈጥር” ፆመ ረመዳን መዛዘሚ በዓል ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርሒ ሎሚ ብምርኣያ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ ክኽበር ኢዩ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወርሒ ሎሚ ብምርኣያ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ21 መጋቢት 2917 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብ፥እግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፖለቲካ ሓሳብ ዘለዎ ጉጅለ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ መድረኽ ፖለቲካ ንክወዳደር ዘኽእል በሪ ክፍቲ ኢዩ- ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዝኾነ ይኹን ናይ ፖለቲካ ሓሳብ ዘለዎ ጉጅለ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ መድረኽ ፖለቲካ ንክወዳደር ዘኽእል በሪ ክፍቲ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት መቐለ ን150 ዝተፀገሙ ወገናት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መውዓሊ ሓገዝ ገይሩ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት መቐለ ኣብ መቐለን ከባቢኣን ንዝነብሩ 150 ዝተፀገሙ ወገናት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መውዓሊ ሓገዝ ስነ ስርዓት ምክፋል መኣዲ( ሰደቃ) ገይሩ። ፕሬዝደንት ጉዳያት እስልምና ትግራይ ሸኽ ኣደም ዓብደልቃድር፥ እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ክታበት መከላኸሊ ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ንልዕል 990 ሺሕ ክፋላት ማሕበረሰብ ተበፃሒ ዝገብር ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ነቲ ክትባት ኣብ ዘጀመራሉ እዋን፥ ለበዳ ሕማም ኮሌራ ኣብ ዘጋጠመሎም ወረዳታት ጊዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዒድ ኣልፈጥር እንትኽበር ንዝተፀገሙ ብምሕጋዝ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ኢድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ሰናት ትምኒት ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል እንተኽብር ኣስተምህሮት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ ኣካዳሚ ማሪታይምስ ንምኽፋት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ ኣካዳሚ ማሪታይምስ ንምኽፋት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ባሕረኛታት ኣሰልጢኑ ንዕዳጋ ዓለም ንምቕራብን ተወሳኺ ዕድል ስራሕ ንምፍጣርን ዝዓለመ ኢዩ። ኣብቲ…