Fana: At a Speed of Life!

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ኣብ ፈላማይ ሰሙን ክራኸባ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2025/26 ውድድር ዓመት ፀወታ ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ። በዙይ መሰረት መርሃ ግብሪ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ኣብ ፈላማይ ሰሙን ዘራኽብ ካብ ብሕዚኡ ትፅቢት ይግበር፡፡ ሻምፒዮን ሊቨርፑል ኣብ መርሃ…

መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ንመሃብ ኣድላዪ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዛዘሚ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ንመሃብ ኣድላዪ ምድላው ተዛዚሙ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ምዘና ትምህርቲን ኣገልግሎት ፈተናታትን እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፤ እቲ ፈተና ብዓወት ንምዝዛም ብምውዳድ እናተሰርሐ ይርከብ። በዚ…

ኣብ ዞባ ጅማ ዝተጀመረ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ክናኸር ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ዞባ ጅማ ዝተጀመረ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ክናኸር ይግባእ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ጅማ ወረዳ ሰቃ ጨቆርሳ እናተሳለጠ ዝርከብ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ተዓዚቦም፡፡ በዚ እዋን…

መላእ ፀወታ ኢትዮጵያ መናእሰይ ሃገሮምን ባህሎምን ንኽፈልጡ ዕድል ዝፈጥር ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሃገር ለኸ ፀወታታት ናይ ፅባሕ ተረከብቲ ሃገር መናእሰይ ሃገሮምን ባህሎምን ንኽፈልጡ ዕድል ዝፈጥር መድረኽ ኢዩ ኢሎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር "ስፖርት ንህብረ ኢትዮጵያ ሓርበኝነት" ብዝብል መሪሕ…

ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻድሻይ ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ይካየድ ኣሎ። እቲ ውድድር ን10 መዓልታት ዝፀነሕ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ስፖርተኛታት ከምዝሳተፉ እውን ተሓቢሩ።…

ኣብ ጉዳይ ልምዓት ሃፍቲ ማይ ዞባዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ኣድላዪ ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) ኣብ ጉዳይ ልምዓት ሃፍቲ ማይ ዞባዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ኣድላዪ ኢዩ ኢሎም፡፡ ዞባዊ ምትእስሳር ሓይሊ ንምጥንኻር ዝዓለመ 4ይ ጉባኤ “ኣፍሪ ራን” ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡፡ ሃብታሙ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ክልተ ጉዳያት ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ብገበን ዝተረኸበ ንብረት ሕጋዊ ምምሳልን ግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ምሕጋዝን ገበን ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበ መመሓየሺ ኣዋጅ ኣፅዲቑ፡፡ እቲ መመሓየሺ ኣዋጅ ብሰለስተ ተቓውሞን ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ፡፡ እቲ…

ስርቂ ሓይሊን መሰረተ ልምዓትን ንምትራፍ መመሓየሺ ፖሊሲን ኣሰራርሓን ምምሕያሽ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ አገልግሎት ስርቂ ሓይሊን መሰረተ ልምዓትን ንምትራፍ መመሓየሺ ፖሊሲን ኣሰራርሓን ምምሕያሽ ገይሩ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ስርቂ ሓይሊን መሰረተ ልምዓትን ንምትራፍ ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ዘተ…

ሙዚየም ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ንህዝቢ ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕድሳት ተገይሩሉ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ፈተነ ስራሕ ዝፀንሐ ሙዚየም ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንህዝቢ ክፍቲ ኮይኑ። እቲ ቤተ መንግስቲ ጥንታዊ ተሽከርከርቲን መካነ እንስሳትን ሓዊሱ ኣብ ውሽጡ ብዙሓት ታሪኻዊ ቅርስታት ዝሓዘ…

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንዘበናት መናሃርያ ህብረ ብሄራዊነት ኣብ ዝኾነት ናይ ኣባ ጅፋር ሃገር፣ ብንግዲ፣ ባህሊ፣ ሃይማኖትን ትምህርቲን ኢትዮጵያውያን ካብ ኣርባዕቲኡ መኣዝን እናተራኸቡላ ዝነበረት ከተማ ጅማ ኣቲና። ኣብ ታሪኻዊት ከተማና ንሻድሻይ ግዘ ዝካየድ…