Fana: At a Speed of Life!

ካብ ሓፋርነት ዝተላቐቐ ፖሊሲ ጉዳያ ወፃኢ ኢትዮጵያ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ፖሊሲ ጉዳያ ወፃኢ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓ መሰረት ብምግባር ሕቶ በሪ ባሕሪ ኣጀንዳ ገይሩ ይርከብ። ፖሊሲ ጉዳያ ወፃኢ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነትን ሓድነትን ኢትዮጵያ ካብ ምኽባር፣ ልምዓ ኢኮኖሚ ካብ ምቅልጣፍን ዴሞክራሲያዊ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢኳቶርያል ጊኒ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢኳቶርያል ጊኒ ቴዎዶሮ ኦቢያንግ ንጉሜ ዘትዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ካብ ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓስፊክን መራሕቲ ትካላት ምንግስቲ ጎና ጎኒ…

ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ክንፈትሕ ኢና ዝብል መሪሕ ፃውዒት ዝተረኣየሉ ለውጢ ዘመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 2010 ዓ.ም ሃገራዊ ለውጢታት ጋህዲ ምዃኑ ብዙሓት ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዘፅንዑ ጉዳያት ተራእዮም፡፡ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዘይነበሩ ሓደሽቲ ልምድታት ተራእዮም እዮም። ብፍላይ ድማ ኣብ ፖለቲካዊ ሃዋህው…

ንኹሉ ዝሓቁፍ ፖለቲካዊ ለውጢ ንፅኑዕ ሃገራዊ መሰረት

መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ሃገርና ካብ ዝነበረትሉ ሱር ዝሰደደ ፖለቲካዊ ቅልውላው ናብ ሙሉእ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ንምስግጋር ስልታዊ ፅንዓትን ዓወትን ተግባራዊ ገይሩ እዩ። ቀንዲ ዓወት ናይዚ ታሪኻዊ ምስግጋር ንዘመናት ኢትዮጵያ ዘሳቕያ ዝነበረ "ማእከላይን ወሰንን" ዝብል…

ብቶተንሃም ሆትስፐር እናተደለየ ዝርከብ ኣሰልጣኒ ሮቤርቶ ዲዘርቢ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለብ ሰሜን ለንደን ቶተንሃም ጣሊያናዊ ኣሰልጣኒ ሮቤርቶ ዲዘርቢ ንምፍራም ድሌታ ኣለዋ። ትማሊ ንኣሰልጣኒኣ ኢጎር ቱዶር ዘባረረት ቶተንሃም ሆትስፐር ሮቤርቶ ዲዘርቢ ብቀዋሚነት ጉጅለ ኣሰልጣኒኣ ገይራ ክትቀፅር ከምትደሊ ተሓቢሩ፡፡…

ምስ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ዝውለዱ ህፃናት ዝከናኸኑ ትካላት ምስፋሕ ይግባእ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ዝውለዱ ህፃናት ዝከናኸኑ ትካላት ምስፋሕ ይግባእ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዓለም ለኸ መዓልቲ ዳውን ሲንድረም “ብሕትነት ብሓባር ንዋጋእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ን6ይ ግዘ ሎሚ መዓልቲ…

ውግእ ብርሑቑ ዘትርፍን ኣብ ሓፂር እዋን ተዋጊኡ ረብሓ ሃገሩ ዘኽብርን ሰራዊት ተሃኒፁ – ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀላእታ እናምበርከኸት ብኽብሪ ዝነበረት ኢትዮጵያ ሎሚ እውን ብደቃ ተኸቢራ ክትነብር ኢያ ኢሎም ኣዛዚ እዚ ወፍሪታት ሌተናል ጄኔራል ሹማ ኣብደታ፡፡ ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ ኣብ ቀጠና ወፍሪ ተዘዋዊሮም ምስቲ ሰራዊት ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ ኣብ ሓፈሻዊ…

ዜጋታት ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ተረባሕነት ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ተረባሕነት ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዞባ ካፋ ወረዳ ኣዲዮ ዘህነፆ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ሶላር ሚኒግሪድ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ፡፡ እቲ ፕሮጀክት ካብ…

ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ከተማ ኣሲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ በዓል ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)ን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ፣ ዓበይቲ ዓዲን ዕድመ…

ፌስቲቫል ውድድር ባህሊን ስፖርትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃረር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 23 ውድድር ባህሊ ስፖርት ኢትዮጵያን መበል 19 ፌስቲቫል ባህሊ ስፖርትን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሃረር ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብ መኽፈቲ እቲ ውድድርን ፌስቲቫል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን…