ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘይሕጋዊ ስደት ምንካይ ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ዘትየን Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ሰዒድ ሓሰን ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ድማ ካብ ግዘ ናብ ግዘ እናተብኣአሰ ዝመፅአ ዘይሕጋዊ ስደት ምንካይ ኣብ ዝከኣልሎም ጉዳያት ጠመተ ሂቦም፡፡ እቲ ኤምባሲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልኻል ታንዛንያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም mizan mekonen Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልኻል ታንዛንያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብ ዑደቶም÷ ናይቲ ትካል ማእኸል ልምዓት ክእለት፣ ብርእሰ ዓቕሚ ዝለምዑ ኣገልግሎታት ሓበሬታን ኮሙኒኬሽንን ከምኡ እውን ካልኦት ግልጋሎት ፍርያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዘሰናድኡልና ኢፍጣር ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ዘለዋ ክብሪ ዘርአየ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘሰናድኡልና መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ዘለዋ ክብሪር ብተግባር ዘርአየ ኢዩ ክብሉ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝነብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንምርግጋፅ ኩለ መዳይ ስራሕቲ ትሰርሕ ኣላ- ኣይተ መሓመድ እንድሪስ mizan mekonen Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንምርግጋፅን ብምሕዝነት ዝተጣየሸ ልምዓት ንምጉልባትን ኩለ መዳይ ስራሕቲ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እንድሪስ ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣኒል ኩማር ኣብ ኣተገባብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚያዊ ውህደት ኣፍሪካ ዘቃላጥፉ መሰረተ ልምዓታት እናዘርገሐት ትርከብ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኢኮኖሚያዊ ውህደት ኣፍሪካ ዘቃላጥፉ መሰረተ ልምዓታት ኣብ ምህናፅ ትኹረት ብምግባር እናሰርሐት ከምትርከብ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። መበል 57 ጉባኤ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ፋይናንስን ቁጠባዊ ሃፍቲን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Mar 17, 2025 0 ልምዲ ባሕር ዳር ሎሚ ምንቅስቓስ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ተዓዚበ። ተፈጥሮን ጥበብ ሰበን ተደሚሮም ንባህርዳር ብዝበለፀ ፅባቐኣ የድምቕዎ ኣለዉ። እታ ከተማ ማእኸል ንግዲን ቱሪዝምን ንምግባር ኣመራርሓ ካብ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ አንመሃረሎም ብዙሓት ነገራት ኣለዉ። ባህርዳብ ኣብ ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 53 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ጠመተ ሂቡ ብምንቅስቓስ ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 53 ኢትዮጵያዊን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ምግባሩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ፡፡ እቶም ኢትዮጵያዊያን ካብ ማዕገትትቲ ወፀኢኦም ኣብ ወተሃደራዊ ካምፕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ክዝትዩ እዩም mizan mekonen Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ሩሲያን ዩክሬንን ፅባሕ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ከምዝዛተዩ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብዚ ሰሙን ብዙሓት ስራሕቲ ምስርሖም ብምሕባር÷ ብዛዕባ ደዉ ምባል ተዂሲ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተኸሰሰ ውልቀ ሰብ 7 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተኸሰሰ ውልቀ ሰብ ሸውዓተ ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎ። ኣዛዚ ፖሊስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ መዓሾ ኣስመላሽ ከምዝገለፁዎ÷ ጎይቶኦም የማነ ለገሰ ዝተብሃለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢንዱስትሪታት ሞጆነ ኣዳማ ዘጋጥመን ምቁርራፅ ሓይሊ ዝነከየ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማታት ሞጆን ኣዳማን ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ዘጋጥሞም ምቀርራፅ ሓይሊ ዝነከየ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ኣዳማ ኣፍሊጡ። ኣብተን ከተማታት ንዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ዝቐርብ ቀረብ ሓይሊ ዘተኣማምንን…