Fana: At a Speed of Life!

ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጂኦርጂዬቫ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ምስ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)ን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ብምዃን ኣብ…

ምስ ኣመራርሓ ዘፈር ንግዲን ፈጠርቲ ስራሕን ኢትዮጵያ ዕዉት ዘተ ኣካይድና – ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ኣመራርሓ ዘፈር ንግዲን ፈጠርቲ ስራሕን ኢትዮጵያ ዕዉት ዘተ ከምዘካየዳ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጂኦርጂዬቫ ገሊፀን፡፡ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ንኽመሓየሽ ፅቡቕ ዕድል…

ፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንኽረኽቡ ዝተርኣየ ቆራፅነት ንኻልኦት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራሕቲ ሃገራት ዞባ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንኽረኽቡ ዘርኣዩዎ ቆራፅነት ንኻልኦት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ ክብ ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካን ሕብረሰብ ልምዓት ደቡባዊ ኣፍሪካን ኣብ…

ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ዱባይ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ። ኣትሌት ያለምዘርፍ 1 ስዓት 7ደቒቕን 09 ሴኮንድን ብምእታው ኢያ እቲ ውድድር ቀዳመይቲ ክክትከውን ከምዝኸኣለት ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…

ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም(ኣይ ኤም ኤፍ) ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። ክሪስታሊና ጂዮርጂቫ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ፥ ሚኒሰተር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ…

ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋዕን ኣፍሪካ ልዑል ኣስተዋፅኦ ተበርክት ኣላ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋዕን ኣፍሪካ ልዑል ኣስተዋፅኦ ተበርክት ኣላ ክብሉ ኣባል ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ጉዳያት ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ሳለም ኢትዮጵያ ንሰላም ጎረባብታ ወሳኒ ምዃኑ…

መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ልዕሊ 1 ሺሕ ጋዜጤኛታት ሽፋን ክህብኡ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ልዕሊ 1 ሺሕ ጋዜጠኛታት ሽፋን ክህብኡ ኢየን ዘበል ትፅቢት ከምዘሎ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ጉባኤ ካብ 8 ክሳብ 9 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። እቲ…

ኣርሜኒያ ስራሕቲ ብዲጂታል ስርዓት ንምምዕባል ንዝግበር ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሜኒያ ብሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ብዲጂታል ስርዓት ንምምዕባል ንዝግበር ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥ ምስ ኣምባሳደር ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ…

ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌደራል ስዋት ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ቅልጡፍ ምላሽ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ እንትሳተፍ ዝፀንሐ ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌደራል ስዋት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብቲ ስነ ስርዓት መደረ ዝገበሩ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ…

መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ጥሪ ብዝነቦ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ወርሒ ለካቲት ኣብ ወርሒ ጥሪ ብዝነቦ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝሓሮ÷ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ኩሎም ፍርያታት ነዳዲ ወርሒ…