ለውጢ ስዒቡ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ኣብ ከይዲ ምርግጋፅ ስድራ ብልፅግና ልዑል እጃም ኣለዎም- ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ኣብ ከይዲ ምርግጋፅ ስድራ ብልፅግና ልዑል እጃም ከምዘለዎም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ተዛሪቦም፡፡
‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና…