ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንግሊዝ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ማሕበራዊ ሓለዋን ኣታታይነትን፣ ኣብ መሰል ደቂ ኣነስትዮን ማዕርነት ፆታን ከምኡ እውን ግርዛት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዳግመ ልምዓት ተፋሰስ ዝሓወየ 229 ሺሕን ሄክታር መሬት ንሓረስቶት ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብዳግመ ልምዓት ተፋሰስ ዝሓወየ 229 ሺሕን ሄክታር መሬት ንዝተወደቡ ሓረስቶት ከምዝተሃቡ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ገሊፁ። መራሒ ጉጅለ ተፋሰስ ልምዓት እቲ ቢሮ ጠዓመ ገብረስላሴ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ ክልል ብሰብ ስራሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ለውጢ ሰዓት ስራሕ ክግበር ኢዩ Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ብምኽኒያት ምውሳኽ ዋዒ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ለውጢ ሰዓት ስራሕ መንግስቲ ከምዝግበር ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡቶው ኡኮት፥ እቲ ለውጢ ሰዓት ስራሕ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ መስፍን ጣሰው ንኣፍሪካ ብኣየር ትራንስፖርት ኣብ ምርኻብ ንዘርአዩዎ ዕዙዝ ኣመራርሓ ተሸሊሞም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ኩለመዳያዊ ዕቤትን ምዕባለን ዘድህብ “ኣፍሪካ ፕሮስፔሪቲ ዲያሎግ 2025” ኣብ ጋና ኣክራ ተኻዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ንኣፍሪካ ብኣየር ትራንስፖርትኣብ ምርኻብ መገዲ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ጉባኤ መገዲ ኣብ ጎንደር ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ ጉባኤ መገዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ከምዝበለኦ÷ ኢትዮጵያ ኣብ 2030 ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምዃን ኣብ ትገብሮ ጉዕዞ ዓውዲ መገዲ ዕዙዝ ብፅሒት ኣለዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ የሳልጥ ኣሎ Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ 2017 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ገምጋም፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ላለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣመራርሓ ፓርቲን ከምዝተረኸቡ ኣብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል መበገሲታት 103 ባርዓት ሓዊ ብምርመራ ፎረንሲክ ኣፃርዩ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ መበገሲታት ኣብ ውሽጢ 6 ኣዋርሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት እዛ ሃገርን ናይ ዘጋጠሙ 103 ባርዓት ሓዊ ብምርመራ ፎረንሲክ ኣፃርዩ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ። ዲፓርትመንት ምርመራ ፎረንሲክ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብኣዋጅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ገይራ Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ገይራ። እቲ ደገፍ ካብ ኤጀንሲታት ሕቡራት መንግስታትን ዓለም ለኸ ፈንድን ብምትሕብባር ዝተገበረ ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዘውፀኦ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ዝተገበረ ደገፍ ንዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስመር ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዓቕሚ ፅዕነቱ የመሓይሽ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስመር ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዓቕሚ ፅዕነቱ የመሓይሽ ከምዘሎ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ገሊፆም። እቲ ዋነናአፈፃሚ ስራሕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣገልግሎት ፅዕነት ባቡር ካብ…
ስፓርት ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ሪያል ማድሪድ ማርሴሎ ጫምኡ ሰቒሉ Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ሪያል ማድሪድ ብራዚላዊ ማርሴሎ ካብ ኩዕሶ እግሪ ንባዕሉ ምግላሉ ኣፍሊጡ። ተኸላኻሊ ፀጋማይ ክንፊ ማርሴሎ፥ ኣብ ማድሪት 5 ፅዋዓት ሻምፒዮንስ ሊግን 6 ፅዋዓት ላሊጋን ብምልዓል ዕዉት እዋን ምሕላፍ ክኢሉ ኢዩ። ኣብ…