“ሄር ኢሴ” ኣፍልጦ ምርካቡ እቲ ባህሊ ብዝግባእ ንምሕላውን ንመፃኢ ትውልዲ ንምትሕልላፍን ልዑል ግደ ኣለዎ-ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበረሰብ ዒሳ ሶማሌ ዘይተፅሓፈ ባህላዊ ሕጊ “ሄር ኢሴ” ኣብ ዩኔስኮ ምምዝጋቡ ስዒቡ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ድራዳዋ ሰልፊ ድጋፍ ተሳሊጡ።
ኣብቲ ደገፍ ሰልፊ ተረኺቦም መልእኽቶም ዘመሓላለፉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል…