ዩንቨርስታት ኢትዮጵያዊ ክብሪ ተቐባልነት ጋሻ ትካላዊ ምግባር ትፅቢት ይግበረለን-ኣይተ መሓመድ ኣድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ አድሪስ፥ ዩንቨርስታት ኢትዮጵያዊ ክብሪ ተቐባልነት ጋሻ ትካላዊ ምግባር ትፅቢት ይግበረለን ኢሎም።
ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰከላም፣ ዩንቨርስቲ ጎንደረን ምምሕዳር ከተማ ጎንደርን፥ ዩንቨርስቲ ጎንደር “ስድራ ቃል ኪዳን”…