ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሆሳእና ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳእና ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ሓላፊ ዓውዲ ውዳበ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ፍቓዱ ተሰማን ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ክልል ኣምሓራ ሙሉነሽ ደሴ(ዶ/ር)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር ኢዩ Desta Feb 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር ኢዩ ክብል ሰራዊት ምክልኻል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ዋና ዳይሬክቶሬት ሀንፀት ስነ ልቦና ሰራዊት ምክልኻል ሜ/ጀነራል እንዳልካቸው ወ/ኪዳን ነቲ ኣከባብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት ሎጅ ገርዓልታ ኣብዚ ዓመት ብምዝዛም ግልጋሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ- ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Desta Feb 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኢንሼቲቭ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተጀመረን ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኾነን ሎጅ ገርዓልታ ህንፀቱ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምዘሎ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብምርምር ዘወፅኦም 4 ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ክልል ትግራይ ብምርምር ዘወፅኦም ኣርባዕተ ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ኢንስቲትዩት ብምርምር ኣብ ዘውፀኦም 4 ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ስነ ስርዓት ምፍላጥ ኣካይዱ። ዳሪክተር ዝራእቲ ምርምር ሕርሻ እቲ…
ስፓርት ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ውድድር ማራቶን ሲቪያ ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ስፔን ሲቪያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ተዓዊቱ፡፡ ኣትሌት ሰለሞን 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 14 ሰከንድን ብምእታው ኢዩ ተዓዊቱ፡፡ እቲ ኣትሌት አብ ውድድር ማራቶን ንፈለማ እዋን ከምዝተሳተፈ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ ንመሃብ ድሉው ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ንምስማዕን ምላሽ ንመሃብን ድሉው ከምዝኾነ ሚኒስትረ ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘዝተሳተፉሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ተፋሰስ ናይል ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዒደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትራት፣ ዲፕሎማሰኛታትን ጋዜጠኛታትን ኣባል ሃገራት ተፋሰስ ናይል ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዒደት ገይሮም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትራት ማይ ኬንያ፣ ታንዛኒያ፣ ኡጋንዳ፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ሓዊሱ ጋዜጠኛታት ተፋሰስ ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንትንፆም ስራሕቲ ፍቕሪን ምሕረትን ብምስራሕ ክኸውን ይግባእ- ብፁዕ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሊቀ-ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ ፅባሕ ዝኣቱ ፆም ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ ንፋና ዲጂታል ኣብ ዝለኣኽዎ መልእኽቲ፥ ዓብዪፆም እንትንፀውም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፆመ ኣርብዓ ንግብረ ሓጥያት እንስዕረሉ ክኸውን ይግባእ – ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 የካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓትርያሪክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ፅባሕ ዝኣቱ ዓብዪ ፆም ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእእቶም፥ ንመልላእ ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ንዓብዪ ፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ዝተጀመረ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ሎሚ እውን ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ዝተጀመረ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ሎሚ እውን ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ። እቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበን ድሬዳዋን ሓዊሱ ኣብ 14 ከተማታት ትማሊ ምክያዱ ይዝከር። እቲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ሎሚ እውን ቀፂሉ ኣብ…