ቢዝነስ ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጅቡቲ ስሉጥ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ Desta Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣ.ማ ካብ ፅዕነት ብተወሳኺ ናይ ትራንዚት፣ ምትሕልላፍ ጉምሩክን ስራሕቲ ሎጂስቲክስን ብምውዳድ ስሉጥ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ይህብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ዝተጀመረ ሓዱሽ ኣገለግሎት ስራሕቲ ንግዲን ሎጂስቲክስን ከምዘሳልጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ እንፈታ ብልፅግና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ እንፈታ ብልፅግና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣመራርሓን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ህይወት ልዕሊ 70 ሰባት ዝበልዐ ፍንጀራ ብ”ሸለልትነት” ዘጋጠመ ኢዩ-ኢራን Desta Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ውሽጢ ዓዲ ኢራን ህይወት ልዕሊ 70 ሰባት ንክጠፍእ ምኽኒያት ዝኾነ ኣብ ልዕሊ ገዚፍ ወደብ ንግዲ እታ ሃገር ዝበፅሐ ፍንጀራ ብ”ሸለልትነት” ዘጋጠመ ከምዝኾነ ገሊፁ። እቲ ሓደጋ ዘጋጠመ ንረብሓ ባለስቲክ ሚሳኤል ኢራን ዝውዕል …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ህዝባዊ ዘተታት ተኻይዶም Desta Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ህዝባዊ ዘተታት ተኻይዶም። ኣብቶም መድረኻት ዘተ፥ “የጥፋት እጆች እና መዘዞቹ” ዝብል ፊልሚ ቀሪቡ ምስ ተሳተፍቲ ኣብ ዝተገበረ ዘተ እቶም ተሳተፍቲ ንሰላም ዘብዒ ንምዃን ድልዋት ከምዝኾኑ ኣረጋጊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 15 ሺሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተዋሂቡ Desta Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን፣ ዋና ኦዲተር ፌዴራልን ኣልጀዚራ ኣብ ኢትዮጵያን ልዕሊ 15 ሺሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ሂቦም። እቶም ትካላት ብህፃናትን ኣባፅሕን ዝንበቡ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶ ዘለዎም መፃሕፍቲ ኢዮም ኣበርኪቶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ማዕቐፍ ብሪክስ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ንኩለመዳይ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት እተን ሃገራት ኣፅንኦት ብመሃብ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ትኹረት ገይሮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኮምቦልቻ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኮምቦልቻ ኣቲዮም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ ማእኸል ኢንዱስትሪ ሃገርና ናብ ዝኾነት ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲና” ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ጥዕናን ድሕንነትን እንስሳት ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 27 ስሩዕ ኣኼባ ኣዋጅ ጥዕናን ድሕንነትን እንስሳት ብምምርማር ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ኣዋጅ ናብ ሃገር ዝኣትዉን ካብ ሃገር ዝወፅኡን እንስሳትን ፍርያታት እንስሳትን ሕጊን ኣሰራርሓን ትካል ጥዕና ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያን ብራዚልን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያን ብራዚልን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲ ጄኔሮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ እናተሳተፉ ዝርከቡ እቶም ሚኒስትር፤ ጎድና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ 110 ሺሕ ዘይሕጋውያን ነጋዶ ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ንግዲ ብዝተወገኑ ብዙሓት ስራሕቲ ልዑል ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ 9 ኣዋርሕ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን፣ ተፀዋዕቲ ትካላት፣ ቢሮታት ልምዓት…