ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ንምስንዳእ ከምዝሓሰበት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ክልኣይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ንምክያድ ትልሚ ከምዘለዋ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም፡፡ ገፖድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ፤ ኣኼባ ኮሚቲ መራሕቲ ንብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማዳጋስካር ምስ ኢትዮጵያ ፅቡቕ ተሞክሮታት ብምክፋል ብምትሕብባር ከምተሰርሕ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማዳጋስካር ራሳታ ራፋራቫቪታፊካ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ክልተኣዊ፣ ኣህጉራዊን በዓል ብዙሕ ወገን ሓበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጉስ ኢስዋቲኒ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንንጉስ ኢስዋቲኒ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ኣጎብኒዮምዎም። ንጉስ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብቲ እዋን፥ ብዕድመ ፕሬዚዳን ታዬ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ምጉብናዮም ከምዘሕጎሶም ገሊፆም። እቲ ቤተ-…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዐቢይ (ዶ/ር)ምስ ፕሬዚዳንት መፍትሒታት ዘላቒ ልምዓት ኔትዎርክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት መፍትሒታት ዘላቒ ልምዓት ኔትዎርክ ሕቡራት መንግስታት ጄፍሪ ዲ ሳች (ፕ/ር) ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኮሎምቢያ ዳይሬክተር ማእኸል ዘላቒ ልምዓትን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ንምዝዛም እናተሰርሐ ይርከብ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዝጀመረቶ ከይዲ ኣብ ሓፂር እዋን ንምዝዛም ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒዶ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒዶ) ኣብ ፕሮጀክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ጎድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ሓዳሽ ንዝተመረፃ ኣዶ መንበር ትካል ቀዳማዊት እመቤታት ኣፍሪካ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ሴራሊዮን ፋጢማ ማዳ ባዮ (ዶ/ር)ኣዶ መንበር ትካል ቀዳማዊት እመቤታት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን። ቀዳማዊት እመቤት ኣንጎላ ዲኣስ ላውሬንኮ ድማ ምክትል ኣዶ መንበር ብምዃን ተመሪፀን። ቀደማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንዝተመረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንታት ጋናን ቡሩንዲን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጋና ጆን ማሃማን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቫርሴት ንዳይሽሚዬን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብታ ኣህጉር ዝርከቡ ዕድላት ልምዓትን ማሕለኻታትን አመልኪቶም ምይይጥ ከምዝገበሩ እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሃሙድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ከምዝዘቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያን ስቶክ ኤክስቼንጅ ርዋንዳን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያን ስቶክ ኤክስቼንጅ ርዋንዳን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያ ጥላሁን እስማዔል (ዶ/ር)ን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ስቶክ…