ጥንኹር ትካል ንምህናፅ ፍትሓዊ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ምርግጋፅ ይግባእ – ወ/ሮ ሎሚ በዶ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጥንኹር ትካል ንምህናፅ ተሳትፎን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ደቂ ኣንስትዮ ምርግጋፅ ከምዝግባእ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ላዕለወይቲ ሓላዊት ኮከስ ደቂ ኣንስትዮን ወ/ሮ ሎሚ በዶ ገሊፀን፡፡
ኣካላት ፈፀምቲ ስራሕ ኮከስ ተመረፅቲ…