ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘመዝገበቶ ውፅኢት ንካልኦት ሃገራት ተሞክሮ ዝኸውን እዩ – ሞሰስ ቪላካቲን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕርሻ፣ ልምዓት ገጠር፣ ኢኮኖሚ ዘላቒን ልምዓትን ዩኒየን ኣፍሪካ ሞሰስ ቪላካቲን ዘትዮም፡፡
ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ርኡይ ለውጢ እናመዝገበት…