ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ዴንማርክ ንምንጋስ ዘላቒ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪካ እትገብሮ ደገፍ ንኢዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ዴንማርክ ንምንጋስ ዘላቒ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪካ እትገብሮ ደገፍ ንኢዶም።
እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ደብዳበ ሹመት ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያን…