ካብ ስቕለት ንመሃሮ ይቕሬታ ምግባር፣ ትሕትናን ምክብባርን ኢዩ – ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌል
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ንመሃሮ ይቕሬታ ምግባር፣ ትሕትናን ምክብባርን ኢዩ ክብሉ ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌል ገሊፆም፡፡
በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት…