Fana: At a Speed of Life!

ብ13 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣብ 5 ከተማታት ትግራይ ቀረብ መስተ ማይ ንምምሕያሽ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ13 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣብ ሓሙሽተ ከተማታት ክልል ትግራይ ቀረብ መስተ ማይ ንምምሕያሽ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ብሓገዝ ባንኪ ልምዓት ጀርመንን መተሓባበራይነት ዩኒሴፍን ቢሮ ማይ ሃፍቲን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…

1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ኩንታል ዳፕን ዩሪያን ዝፀዓና መራኽብ ኣብ ወደብ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ኩንታል ንበነ ምህርቲ 2017/18 ዘገልግል ዘበናዊ ዱኽዒ ዳፕን ዩሪያን ዝፀዓና መራኽብ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ምብፀሐን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ነዚ ስዒቡ ክሳብ 27 ጥሪ 2017 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ዝተጓዓዓዘ…

ብሓደጋ ምግህማስ መሬት ህይወት 8 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ሳባ ቦሩ ብባላዊ መገዲ መዓድን ኣብ ምውፃእ ዝነበሩ 8 ሰባት ብሓደጋ ምግመህማስ መሬት ህይቶም ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ትማሊ ሰዓት 9 ብባህላዊ መገዲ መዓድን ኣብ ምውፃእ ስራሕ ዝተዋፈሩ ዜጋታት ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣሰራርሑኡ ከመሓይሽ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣሰራርሑኡ ከመሓይሽ ከምዝግባእ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ቁፅፅርን ምሕደራን ወፃኢ መንግስቲ ኣመልኪቱ፡፡ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ÷ ኣብ ስርዓት ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ኣወሃህባን ኣጠቓቕማን ልቓሕ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ጠሚቱ ምስ ኦዲተራት…

ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ሰላምን ድሕንነትን መናእሰይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ሰላምን ድሕንነትን መናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ፈንድ ልምዓት ስነ ህዝቢ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕብባር ዘሰናደኦ እቲ ኮንፈረንስ፥ “መናእሰይ በዓል ዋና ሰላም”…

ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ዓውዲ ማይን ኢነርጂን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ክሰርሓ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ዓውዲታት ኢኮኖሚ፣ ኢንዱስትሪ፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን፣ ከምኡ እውን ኣብ ዓውዲ ማይን ኢነርጂን ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክሰርሓ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ…

ሪፎርምታት ተመራፂ መብፅሒ ኢንቨስመንት ኢትዮጵያ ክብ ክብል ምግባሮም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ተግባራዊ ዝተገበሩ ሪፎርምታት ተመራፂ መብፅሒ ኢንቨስመንት ኢትዮጵያ ክብ ክብል ምግባሮም ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዘለቀ ተመስገን(ዶ/ር) ብኣሰናዳእነት ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬተሪያት ቤት ፅሕፈት…

ለበዋ ንህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ንልሂቃን ትግራይ !

ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣምታት ከምዝገለፅክዎ÷ መሬትን ህዘቢን ትግራይ መበቆል ስልጣነ፣ ዋልታን መኸታን ሃገረ- ኢትዮጵያ እዮም። መሬት ትግራይ መንግስታዊ ምሕደራ፣ ስርዓተ መንግስትን ክብርታት ሃገርን ዝበቖለሉን ዝተዓቀበሉን እውን ኢዩ። ግደ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምፍጣርን ምዕቃብን ኢትዮጵያ ረዚን ምኳኑ…

ኣብቲ ጉባኤ ዝተቐመጡ ኣንፈታት ንምፍፃም ብቖራፅነት ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተቐመጡ ኣንፈታት ብዕዉትነት ብምፍፃም ኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባ ሃገርና ንምቅልጣፍ ኩልና ብቖራፅነት ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ኣተሓሳሲቦም። ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ…

ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረፁ ዝርዝር ኣባላት ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ብልፅግና

ዶክተር ደስታ ተስፋው - ዋና ኮሚሽነር: ⁠ኣይተ ያሲን ሃቢብ - ምክትል ዋና ኮሚሽነር: ⁠ኣይተ ሃብታሙ ሲሳይ - ፀሐፊ: ⁠ኣይተ ዓብዱልሃኪም አብዱልመሊክ - ኣባል ⁠ኣይተ ሃፍታይ ገ/እግዚአብሄር - ኣባል ⁠ኣይተ ቢንያም መንገሻ - ኣባል ⁠ወ/ሮ ሮዛ ቢያ - ኣባል…