ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 4 ሺሕ ሰባት ከብ መረበቶም ተመዛቢሎም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ፍርቂ ክፍለ ዘመን ተራእዩ ዘይፈልጥን ንምቑፅፃር ኣፀጋሚ ምኳኑን ተገሊፁ፡፡ እቲ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ 2 ሺሕ ዝኮኑ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ምድርን ኣየርን ፃዕሪ እናገበሩ እንትኾኑ÷ ንምቁፅፃር ግን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሪካ ምስ ከተማ ማንቸስተር ብምርካብ ልዑል እጃም እናተዋፀአ ምኳኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሪካ ምስ እንግሊዛዊት ከተማ ማንቸስተር ኣብ ምርካብ ልዑል እጃም እናተዋፀአ ምኳኑ ገሊፁ፡፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማንቸስተር ኣብ ሰሙን ሓሙሽተ ግዘ ዘካይዶ ዝነበረ በረራ ካብ 3 ሓምለ 2025 ከም ኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ዝግበኦ ኣገልግሎት ንኽረክብ ኣብ ዘኽእል ቁመና ከምዝርከብ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ዴሞክራሲ ብናይ ባዕለን ኣዋጅ ዝመሓደራን ብዘይሻራዊነት ዝሰርሓሉን ዕድል ከምዝተፈጠረ ዋና ሓላዊት ንብዓት ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ኢትዮጵያ ስመኝ ውቤ ገሊፀን። እቲ ትካል ሕገ መንግስታዊን ተፀዋዕነቱ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስዊድንን ኣብ ዓውዲ ፍትሒ ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ፍትሒ ኣይተ በላይሁን ይርጋን ሚንስትር ዲኤታ ፍትሒ ስዊድን ኣንደርሽ ሆል ኣብ ፍልሰትን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኣይተ በላይሁን ይርጋ ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ሓዊሱ ስሩዕ ዘይኮነ ፍልሰት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ስራሕቲ ሕድሳትን ፅገናን ጥንታዊ ሓድጊታት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ጥንታዊ ሓድጊታት ስራሕቲ ሕድሳትን ፅገናን እናተኻየደ ምዃኑ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ኣብ 4ይ ክፍለ ዘበን ዝተሃነፂ ጥንታዊ ኪነ ህንፃታት፣ ሓድጊታትን ካልኦት ታሪኻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓዉዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ሚኒስቴር ቱሪዝምን ግልጋሎት ዜግነት ኢሚግሬሽንን ዓዉዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ፣ ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ዜግነትን ኢሚግሬሽንን ሰላማዊት ዳዊትን ዋና ፈፃሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)፣ ዳይሬክተ ፕሮግራም ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባህርዳር እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ነታ ከተማ ዘዉቅቡ እዮም – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባህርዳር ስራሕቲ ትሩፋት ሌማትን ካልኦት ስራሕቲ ልምዓትን ተዓዚቦም፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስዊድንን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ዘትየን Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚንስትር ዲኤታ ፍትሒ ስዊድን ኣንደርሽ ሆል ተመያይጦም፡፡ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብቲ እዋን ÷ ኢትዮጵያን ስዊድንን ነዊሕ ዓመታት ዘቑፀረ ክልተኣዊ ርክብ ከምዘለወን ኣልዒሎም፡፡ ኣብ…
ቴክኖሎጂ ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ብቻርጅ ዝሰርሓ ስኩተራትን ብስክሌታትን ምፍራይ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መፍረዪ ኢንዱስትሪ ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ብቻርጅ ዝሰርሓ ስኩተራትን ብስክሌታትን ምፍራይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ ከምዝገለፁዎ፤ ብኤሌክትሪክ ቻርጅ ዝሰርሓት ስኩተርን ብስክሌታትን ፀገም…