ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞትዎስ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦመር ጊሌ ተዛቲዮም። ዕላማ እቲ ዘተ ምፍላጥን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን አሕዋት ሃገራት ዘሎዝፀንሐ ምሕዝነት ንምጥንኻር ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዘውፀኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብቲ ዞባ ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን፡፡ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ጅቡቲ መዘንኡ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሓደሽቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂታት ክባፅሑ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሓደሽቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂታት ንኽስፋሕፍሑ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትካልት ልምዓት መንግስቲ ሓቲቱ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ብኣአካል ብምርካብ ትዕዝብቲ ይገብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፃዕሪ ወፃኢ ዝምዕብል ሃገር የለን – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ፃዕሪ ወፃኢ ዝምዕብል ሃገር የለን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ገፅ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷ ኣብዚ ሐዚ እዋን ባህሊ ስራሕና ይልወጥ ኣሎ ኢሎም። ብምሸት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ከይዲ ስራሕ እቲ ሚሲዮን ከምዝተዓዘቡ ሓበሬታ እቲ ኤምባሲ የመላኽት፡፡ ድሕሪ ዑደቶም ድማ እቲ ሚሲዮን ዝተዋደደ ስራሕቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙዚየም ቤተ-መንግስቲ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሙዚየም ቤተ-መንግስቲ ንዑደተኛታት ክፍቲ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ፡፡ ሕድሳት ዓብዪ ቤተ-መንግስቲ ናይ ታሪኽን ባህሊን ሓድጊና ሓሊዩ ንምፅናሕ ንገብሮ ፃዕሪ ክብ ዝበለ ስጉሚ ኢዩ ኢሉ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ 6 ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሽዱሽተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም። ብመሰረት እዚ 11፡30 ሌስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ንማንቼስተር ሲቲ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ምሸት 12 ሰዓት ድማ ክሪስታል ፓላስ ምስ ሳውዝ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ 176 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ክሳብ ሕዚ 176 ሰባት ህይወቲም ሓሊፉ። 175 መገደኛታትን 6 ሰራሕተኛታት በረራን ካብ ታይላንድ ባንኮክ ተበጊሳ ደቡብ ኮሪያ ዝበፅሐት እታው ኣውሮፕላን÷ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሙኣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዮቤል ፀጋዬ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ኮይኑ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ምስ ዝነኣዱ ተወዳደርቲ ሓቢረሙኹም ዝፀንሑ ተወዳደርቲ ፋና ላምሮት ሎሚ ኣብ ዝተሳለጠ ምዕራፍ 18 መዛዘሚኡ ረኺቡ። ብመሰረት እዚ እዮቤል ፀጋዬ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ኮይኑ። ናብ ናይ መዛዘሚ ምዕራፍ…
ቴክኖሎጂ ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ሓበሬታ ፖሊዮ ዝውዘዐሉ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ብምጥቃም ሓበሬታ ፖሊዮ ዝውዘዐሉ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ "ፖሊዮኣንቴና" ዝተብሃለ መተግበሪ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ውሱንነት ክትትል ፖሊዮ ምቕራፍ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ዩንቨርስቲ ጅማ…