ሕርሻ ትግራይ ናብ ንቡር ንምምላስ ቴክኖሎጂን ሜካናይዜሽን ምትእትታውን ምጥቃምን ኣገዳሲ እዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ሃገር ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ምልላይ ፓሊሲ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ ምልላይ ሃገር ለኸ ፓሊሲ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ኣፈፃፅማኡ ዕውት ንምግባርን መዋቕራዊ ለወጢ ንምምፃእ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…