Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብሓባር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ብዙሓት በዓል ብዙሕ መድረኻት ብሓባር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢኖንሴባ ሎሲን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ…

ኢትዮጵያ ንምትግባር ዕዉትነት ኣጀንዳ ትካላዊ ምምሕያሽ ሕብረት ኣፍሪካ ቁርፀኛ ኢያ- ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንምትግባር ዕዉትነት ኣጀንዳ ትካላዊ ምምሕያሽ ሕብረት ኣፍሪካ ቁርፀኛ ኢያ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ኣብ ዝተሳለጠ ኣኼባ ትካላዊ ምምሕያሽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ እቲ ሕብረት ክሳብ…

17 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም መድሓኒታት ተወዚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 17 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም መድሓኒታት ምውዝዖም ኣገልግሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ዓብዱልቃድር ገልገሎ፥ መመሓየሺ ማክክሮ ኢኮኖሚን ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪን ዓቕሚ ኣፍሪይቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክልተ ኣዋጃት ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ፍሉይ ኣኼባኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ፡፡ እቲ ባይቶ ኣብ ፍሉይ ኣኼባኡ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን ንመጠናኸሪ ዓውዲ ፋይናንስ ዝውዕል ስምምዕነት ልቓሕ ንምፅዳቕ ዝቐረበ ረቂቕ…

ድሕንነቱ ዝተሓለወ ዲጂታል ከባቢ ምህናፅ ንዓወት ዲጂታል ኢትዮጵያ ወሳኒ ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕንነቱ ዝተሓለወ ዲጂታል ከባቢ ምህናፅን ስግኣታት ሳይበር ምክልኻልን  ንዓወት ዲጂታል ኢትዮጵያ ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣብ ጉዕዞ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያን እንፋተን ጠመተ ዝገበረ ኤግዚብሽንን…

ኣብ ትካላዊ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ኣኼባ ላዕለዋይ ፀፍሒ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትካላዊ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ብምድሃብ ኣኼባ ላዕለዋይ ፀፍሒ ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ይካየድ ኣሎ፡፡ ሎሚ መዓልቲን ፅባሕን ዝካየድ ኣኼባ ኣብ ካላዊ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ሕብረት ዘላቒ ፋይናንስን መመሓየሺውዳበ ስራሕ ከምኡ…

ብዙሓት ፍልስጤማውያን ናብ መረበቶም ምምላስ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ሃማስን ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕነት ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ፍልስጤማውያን ናብ መረበቶም ምምላስ ጀሚሮም። እስራኤልን ሃማስን  ዝበፅሕዎ ተዓገትትቲ ናይ ምልውዋጥ ስምምዕነት ስዒቡ ኢዩ እቶም ፍሊስጤማዊያን ተመዛበልቲ እስራኤል ተቖፃፂራቶ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ 2 ሺሕ 300 ሊትር ቤንዚን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ 2 ሺሕን 360 ሊትሮ ቤንዚን ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ተግባር ገበን ዝተፈፀመ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 7 ፍሉይ ሽሙ ሰንጋ ተራ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ እንትኸውን÷ ገበን ፈፀምቲ…

ኣገልግሎት ኣምቡላንስ ብነፈርቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ኣምቡላንስ ብነፈርቲ ንምጅማር ምድላው ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ ስራሕ መሪሕ ኣገልግሎት ሕክምና ዶ/ር ኢሉባቦር ቡኖ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፥ እቲ ኣገልግሎት ንምጅማር ምድላው…

ልዕሊ 590 ሚሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 597 ሚሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ናብ ፍሉያት ዞባታት ኢኮኖሚን ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋን ከምዝኣተዉ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ፕሮሞሽንን ማርኬቲንግን…