ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንደቀይ ዘበን ተሳጋሪ ታሪኽ ኣውሪሰ ኣለኹ – 1 ሚሊየን ብር ቦንድ ዝዓደጋ ኣደ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነባሪት ከተማ ሻሸመኔ ወይዘሮ ኣሰለፈች ፀጋዬ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብ ዝጅምር ኣትሒዘን በቢዓመቱ ቦንድ ይዕድጋ። በዚ ድማ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝዓደገኦ መጠን ቦንድ ሓደ ሚሊየን ብር በፂሑ ይርከብ። ብስራት ምቕማጥ እምነ ኹርናዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ልዑል ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ካብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ 13 ወረዳታት፣ ክልተ ምምሕዳር ከተማታትን ካብ ከተማ ሻሸመኔ ኣርባዕተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍረ 24 መጋቢት ኣብ ኩሎም መንደራት ኢትዮጵያ ንኽባፅሑ ተጊህና ክንሰርሕ ኢና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍረ 24 መጋቢት ኣብ ኩሎም መንደራት ኢትዮጵያ ንኽባፅሑ ተጊህና ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሃገራዊ ለውጢ ጋዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት (24 መጋቢት 2010 ዓ.ም)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ኣብ ኣሶሳ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ዝተገበረ ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ዝተረኸቡ ትሩፋታት ዝዝክር ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ። ‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሓዱሽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ዘትዮም mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሓዱሽ ዝተሾሙ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ኣብዱልቃድር ሁሴን ኦማር ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ድማ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጅማ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማ ልዑል ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ። ‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ…
Uncategorized ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ኣብ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰልፊታት ድጋፍ ይካየዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰልፊታት ድጋፍ ይካየዱ ኣለዉ። ‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ተተካኢ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም Desta Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ተተካኢ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታተን ፍሉይ ልኡኽ ዲጂታልን ኢመርጂንግን ቴክኖሎጂን ኣማንዲፕ ሲንግ ጊል (ዶ/ር) ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣማንዲፕ ሲንግ ጊል (ዶ/ር) ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተግባር ኣባልነታ ቤት ምኽቲ ሰላምን ፀፅታን ሕብረት ኣፍሪካ ብወግዒ ጀሚራ Desta Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተግባር ኣባልነታ ፃንሒት ሰለስተ ዓመት ቤት ምኽቲ ሰላምን ፀፅታን ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝተሳለጠ ስነስርዓት ኣቀባብላ ብወግዒ ጀሚራ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ቤት ምኽሪ ሰላምን ፀፅታን ናይ ወርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ኢ ቢ ኤስ ቴሌቪዥን ፕሮግራም ‘ኣዲስ ምዕራፍ” ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ተወሲዱ Desta Apr 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኢ ቢ ኤስ ቴሌቪዥን ፕሮግራም ‘ኣዲስ ምዕራፍ” ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ፥ እቲ ፕሮግራም 14 መጋቢት መጋቢት 2017 ዓ.ም ዝወዘዖ ፕሮግራም ብመንፅር ኣዋጅ መራኸብቲ…