ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሴክተር ጉባኤ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅድመ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ መንፈቕ በጀት ዓመት 2017 ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሴክተር ጉባን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ፡፡ ምክትል ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን እሸቱ ተመስገን (ዶ/ር) ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንፈቕ ዓመት ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ መንፈቕ ዓመት 2017 ዓ.ም ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባን ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ፡፡ ኣዛዚ እቲ መምርሒ ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል መላኩ ፋንታ ኣብ መዛዘሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሳብ ሎሚ መዓልቲ 4 ሚሊየን 292 ሺሕን 600 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ወፃኢ ዝኣቱ ዘበናዊ ዱኽዒ እናቐፀለ ከምዝኾነ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ…
ስፓርት ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ተዓዊተን Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ሰዓት 12 ኣብ ዝተገበረ መበል 23 ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ተዓዊተን። ሊቨርፑል ንኤፕስዊች ታውን 4 ን 1 ስዒሩ። ኣርሰናል ድማ ንዎልቭስ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ። ብኸሊእ መዳይ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት 5-0…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዓውዲ ፍትሒ መሰረታዊ ዝበሃሉ ለውጥታት ተኻይዶም ኢዮም-ወ/ሮ ሃና ኣርዓያ ስላሴ Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዓውዲ ፍትሒ መሰረታዊ ዝበሃሉ ለውጥታት ብምክያድ ብዙሓት ዓወታት ምምዝጋቦም ሚኒስትር ፍትሒ ወ/ሮ ሃና ኣርዓያ ስላሴ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብቶም ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ዓውዲ ፍትሒ ዝተኻየዱ ተግባራት ዝጠመተ መብርሂ ሂበን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሄር ኢሴ” ኣፍልጦ ምርካቡ እቲ ባህሊ ብዝግባእ ንምሕላውን ንመፃኢ ትውልዲ ንምትሕልላፍን ልዑል ግደ ኣለዎ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበረሰብ ዒሳ ሶማሌ ዘይተፅሓፈ ባህላዊ ሕጊ “ሄር ኢሴ” ኣብ ዩኔስኮ ምምዝጋቡ ስዒቡ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ድራዳዋ ሰልፊ ድጋፍ ተሳሊጡ። ኣብቲ ደገፍ ሰልፊ ተረኺቦም መልእኽቶም ዘመሓላለፉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ጥዕና ብኣስታት 10 ሚሊየን ብር ዝተዓደጉ ሓገዝ ናውቲ ጥዕናን ተረኪቡ Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ፀገም ትካላት ጥዕና ንምፍታሕ ዑዙዝ ግደ ዘለዎ ብኣስታት 10 ሚሊየን ብር ዝተዓደገ ሓገዝ ናውቲ ጥዕናን ኣፋውስን ካብ ትካል መድሕን ህጻናት(Save the children) ተረኪቡ። መተሓባባሪ ሪፍርም ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሓዱሽ ዘበን ሸኮ “ቲካሻ ቤንጊ” ይኽበር ኣሎ Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሓዱሽ ዘበን ሸኮ "ቲካሻ ቤንጊ" ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከተማ ሸኮ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። "ቲካሻ ቤንጊ" ዝተዘርአ ኣዝርእቲ በፂሑ ድሕሪ ምእካቡ ኣብ እዋን ሓጋይ ብብርሃን ፀሓይ ተዓጂቡ እኽሊ ኣብ እዋን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ካብ ኣባልነት ትካል ጥዕና ዓለም ከምእትወፅእ ኣረጋጊፁ Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ፈረንጂ ካብ ኣባልነት ትካል ጥዕና ዓለም ከምእትወፅእ ኣረጋጊፁ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንትካል ጥዕና ዓለም ዝግበር ደገፍ ገንዘብ ንክቋረፅ ትእዛዝ ምትሕልላፎም ይዝከር። ምክትል ኣቐባሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ዝተሓብአ ፅባቐ ከተማ ጅማ ብዝበለፀ ንክደምቕ ገይሩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጅማ ዝተኻየደ ልምዓት ኮሪደር ዝተሓብአ ፅባቐ እታ ከተማ ብዝበለፀ ንክደምቕ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ጅማ ዝነበሮም ፃንሒት ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኢትዮጵያ…