Fana: At a Speed of Life!

ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምኳና ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኦሊቪያ ሌስሊ ተዛቲየን፡፡…

ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ዐረታ ሸርፊ ወፃኢ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ጨረታ 27 ባንኪታት ከምዝተሳተፉ እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ገሊፁ፡፡ በዚ ድማ ማእኸላይ ዋጋ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ንሓደ ዶላር ኣሜሪካ…

ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንኽትከውን እናሰርሐ ዝርከብ ኮሚቴ ኣንፈት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ስራሕቲ ቅድመ ድርድር እናወገነ ንዝርከብ ኮሚቴ ቴክኒት ኣንፈት ተዋሂቡ፡፤ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)÷ ኣብ ሓምሻይ ናይ መወዳእታ ምድላው ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ብምስታፍ…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ መበል 27 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ኣርባዕተ ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ ምሰት 5፡15 ቼልሲ ምሽ ሳውዝሃምፕተን ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ምሸት ሰዓት 4፡30 ተመሳሳሊ ሰዓት ካልኦት ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ፤…

ሰብ ሃፍቲ ግዝኣት ጃንግዙ ቻይና አብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዳይሬክተር ጀነራል ቢሮ ንግዲ ግዝኣት ጃንግዙ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡክ ቢዝነስ ምስ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ተዛቲዩ፡፡ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ሪፎርም ኢኮኖሚ…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባህር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባህር ዳር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣኻይዶም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስቴር እቶት ኣይናለም ንጉሰ ፣ ብመዓርግ ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ መተሓባበሪ ዘፈር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣሕመዲን መሓመድ…

ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባርን ስራሕቲ ሰብኣዊ ሓገዝን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ፡፡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሕቡራት መንግስታትን ኣተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝን ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት…

ኣብ ወረዳ መርሃቤቴ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ወረዳ መርሃቤቴ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ፥ ዕንፀይቲ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት ኣብ ልዕሊ እቲ ፅዕነት 25 ሰራሕተኛታት ኣሳፊራ እንትትጓዓዝ ብምግልጣ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብሰንኪ እቲ…

ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዘሕለፎም ውሳነታት ዙሪያ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ኣብ ዘሕለፎም ውሳነታት ብምድሃብ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸ ዘፈራትን እቲ ፓርቲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)…

ስሩዕ ጉባኤ ዑለማታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሳልሳይ ስሩዕ ስሩዕ ጉባኤ የዑለማታት ወይ እውን ሊቃውንታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ናይ ክልተ መዓልቲ ፃንሒት ዝህልዎ እንትኸውን፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ፣ ማሕበራዊ፣…