Fana: At a Speed of Life!

መግለፂ መንነት ብሄር ብሄረሰባት ንምስንዳእ ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መግለፂ ማንነት ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ፤ ንምስንዳእ ዘክእል ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ተኸቲሙ፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ከምኡ እውን ተጠባባቒ ፕረዚዳንት ዩኒቨርሲቲ…

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 200 ዝኾኑ ሰብ ዋና ኩባንያ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዓሚቕ ዕድል ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኢንቨስተራት ዘፋልጥ ዘፋልጥ ፎረም ኣብ ደቡብ ኮሪያ ሴኡል ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ፎረም ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ…

ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ጉኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ 6ይ ዙር 4ይ ዘመን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ሃዋሳ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ከምዘሕልፍ ትፅቢት ይግበር፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ…

ካብ ዘይፈልጡዎ ኣካል ዝግበር ፃውዒት ስልኪ ሓበሬታ ካብ ምሃብ ምቑጣብ ይምከር

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበሬታ ቪሺንግ (Vshing) ብምፅዋድ ካብ ሞንጎ ዝፍፀሙ ዓይነታት መጥቃዕቲ ብድምፂ ፃውዒት ኣቢሉ ዝፍፀም ሓደ ናይ መጥቃዕቲ ዓይነት ኢዩ። ኣጭበርበርቲ ሕጋዊ ኣካል መሲሎም ስልኪ ብምድዋል ናይ ውልቀ ሰባት ሓበሬታታት፣ ናይ ይሕለፍ-ቃላት፣…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሊቨርፑል ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዘይደኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ንሕንሕ ፅዋዕ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ እዮም፡፡ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ምሸት ሰዓት 5:15 ኣብ ቀፃሊ ዓመት ተሳትፎ ቻምፒየንስ ሊግ ንምርካብ ንእትነሓናሕ ኒውካስል…

ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል 7ይ ጉባኤኡ የኻይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ 6ይ ዙር 4ይ ዓመት 7ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምኽያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብ ኣኼባ እቲ ቤት ምኽሪ፤ ምምሕዳር ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት 2017 ዓ.ም ዘትዩ ከፅድቕ ትፅቢት ይግበር፡፡ ብተወሳኺ ኣብ…

ልዕሊ 300 ኩባኒያታት ዝተሳተፋሉ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ቤጂንግ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 300 ኩባኒያታት ዝተሳተፋሉ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ቤጂንግ ተኻይዱ። እቲ ፎረም ብምትሕብባር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይናን ኮሚቴ ሕውነትን ምትሕብባርን ኢትዮ-ቻይናን ዘሰናደእዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና…

ኣብ ወረዳ ደባርቕ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ደባርቕ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ክፍሊ ትምህርቲን ስልጠናን ትራፊክ ኢንስፔክተር ይበልጣል መርሻ፥ በቲ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሰኣኑ ብተወሳኺ 39…

ምስ ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ብምትሕብባር ንምስራሕ ምርድዳእ ተገይሩ- ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ብምትሕብባር ንምስራሕ ምርድዳእ ከምዝተገበረ ሓላፊ ዓውዲ ርክብ ህዝብን ዓለምለኸን ፓርቲ ብልፅግና  ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኣንፈታትን ውሳነታትን መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ጠመተ ዝገበረ ምስ…

ፊንላንድ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምዝቕፅል ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፊንላንድ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምዝቕፅል ኣረጋጊፃ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሲኒካ ኣንቲላ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ፊንላንድ ትምህርቲ ንኩሎም ዜጋታት…