ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምኳና ገሊፃ፡፡
ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኦሊቪያ ሌስሊ ተዛቲየን፡፡…