ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢንዱስትሪታት 369 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ቀሪቡ Desta Jan 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ንኢንዱስትሪታት 369 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ከምዝቐረበ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ኣኼባ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምሕደራን ኣገልግሎትን ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዝበረታታትዑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣገልግሎትን ምሕደራን መንግስቲ ዝረኣዩ ፀገማት ብመሰረታዊነት ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምድላውን ትግበራን ሪፎርም ዝበረታታዕ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ዓቢዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ሪፎርም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ፓርላሜንታዊ ርክብ ንምጥንኻር ከምዝስራሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ አኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዘሎ ፓርላሜንታዊን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ባይቶ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብን ሰላምን ዲማ ኖጎ (ዶ/ር)፤ምስ ኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ዩኒቨርሲቲታት ናብ ዓርሰ ምሕደራ ንምስጋር ይስራሕ ኣሎ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ዓመታት 10 ናይ መንግስቲ ዩኒቨርሲቲታት ናብ ዓርሰ ምሕደራ ንምስግጋር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፁ፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ መበል 70 ዓመት በዓል ምስረታ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ኣብ ዝገበሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህይወት 20 ኢትዮጵያውያን ብሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳም ምሸት 35 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ምስ የመናውያን ካፒቴንን ሓጋዚ ካፒቴንን ዝሓዘት ጃልባ ካብ ጂቡቲ ተበጊሳ ኣብ ጥቓ ከተማ ባኒ ኣል-ሃካም ኣል-ሃጃጃህ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ኣብ የመን ኣፍሊጡ። በቲ ሓደጋ ህይወት 9 ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 40 ሺሕ ተምሃሮ ሕክምና ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 40 ሺሕ ተምሃሮ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ እናተውሃበ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ እናተውሃበ ዝርከብ ቢሮታት ጥዕናን ትምህርቲን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምውዳድ "ላይፍ ፎር ዘ ወርልድ" ምስ ዝተብሃለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጡቓት ንዝተኸተሉዎ ትኽክለኛ መገዲ ሰላም ምስጋና ይግባእ – ኣባ ገዳታት Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም ነዝኣተዉ ዕጡቓት ኣባ ገዳታት ምስጋና ኣቕሪቦም። ኣብቲ ክልል ዝንቀሳቐሱ ንዝነበሩን ኣመራፂ ሰላም ንዝተቐበሉን ዕጡቓት ኣፍልጦን ምስጋናን ዘቕርብ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣርጀንቲናን ስምምዕነት ኣገልግሎት ኣየር ከቲመን Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣርጀንቲናን ኣብ ዓውዲ ኣገልግሎት ኣየር ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪመን፡፡ እቲ ስምምዕነት ኢትዮጵያ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኣይተ ጌታቸው መንግስቴን ዋና ፀሓፊ ትራንስፖርት ኣየር ኣርጀንቲና ፍራንኮ ሞጌታን ተፈራሪሞምዎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ርዋንዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ርዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ቻርለስ ካራምባ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጉዳይ ርክብ መንግስታዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኔዘርላንድስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኔዘርላንድስ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኔዘርላንድስ ስቲጅን ጃንሰን…