ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ሲዳማን ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ኣብ መበል ካልኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣርባምጭ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣርባምጭ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣባላት ቤት ምኽሪን ተረኺቦም። ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ኣብ 25…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ፣ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ፣ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣተሓባባሪ ልምዓት ገፀር ኣዲሱ ኣረጋ፣ ምምሕዳራት ምብራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮንፈረንስ ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፈረንስ ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ። ሃገራዊ ኮንፈረስን ህዝቢ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ 25 ዋና ዋና ከተማታት ከምዝካየድ ኣብ ፓርቲ በልፅግና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ናብ ዳሬ ሰላም ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም ኣቲዮም። ኣይተ ተመስገን ናብ ዳሬ ሰላም ዘምርሑ ን3ይ ግዘ ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ጂ-25 ኣፍረይቲ ቡን ሃገራት ንምስታፍ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ቀዳመይቲ መፍረዪት ቡን ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ጀኔራል ደመላሽ ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ጀኔራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ሓላፊ ፀፅታን ድሕንነትን ጊልስ ሚቻውድ ተዛቲዮም። እቶም ኮሚሽነር ጀነራል ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝገለፁዎ፤ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ጎንደር ፕሮጀክታት ልምዓት ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ጎንደር እናተሰርሑ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ተዓዚቦም፡፡ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)ንሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ እዮብ ተካልኝ(ዶ/ር)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ኣብ ኬኒያ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ሽልማት ልህቀት ኣገልግሎት ፅዕነት ኣየር 2025 “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ። ካብዚ ብተወሳኺ “ብሉፅ ኤርፖርትኣገልግሎት ካርጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ክካየድ ኢዩ Desta Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ከመዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ኮንፈረንስ ብኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣባላት ቤት ምኽሪን ዝምራሕ ከምዝኾነ ኣብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብመሰረት እዚ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕና 62 ተሽከርከርቲ ንክልላት ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር 62 ተሸከርከርቲ መጓዓዓዝቲ መድሓኒት ንክልላት ኣረኪቡ፡፡ እተን ተሽከርከርቲ ካብ ግሎባል ፈንድ፣ ማእኸል መከላኸሊን መቆፃፀሪን ሕማማት ኣፍሪካ (ኣፍሪካ ሲዲሲ)ን ጋቪን ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ዝተዓደጋ ኢየን ተባሂሉ፡፡ ብ6…