Fana: At a Speed of Life!

ምትሕብባር ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ሩሲያ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምትሕብባር ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ሩሲያ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሱ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሩሲያ ቫለንቲና ማትቪንኮ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ታሪካዊ፡ ፖለቲካዊ፣…

ኣብ ትግራይ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ/ፖልዮ/ ንህፃናት ካብ 14 ለካቲት ጀሚሩ  ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ/ፖልዮ/ ንኹሎም ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህፃናት ብወፍሪ ገዛ ንገዛ ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ኣማኒኤል ሃይለ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ብ”ሬጉላተሪ”…

ሩሲያ ካብ ካልኦት ሃገራት እትዕድጎ ፍሪያት ዕንበባ ካብ ኢትዮጵያ ንምዕዳግ ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ቀጣነዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ልምዓት ኢኮኖሚን ንግዲን ማክሲም ሬሸትኒኮቭ ዘቲዮም። ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፥ ኢትዮጵያን ሩሲያን ንዘበናት ዝፀንሐ ርክብ ዲፕሎማሲን ኢኮኖሚን ዘለወን ሃገራት ከምዝኾና…

እንግሊዝ ንምዕባለ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጀመረ ካፒታል ዕዳጋ ክብ ንምባ|ል እንግሊዝ ደገፍ ከምእትገብር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣንጄላ ሬይነር ገሊፀን። እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ መትሕብባር ኢኮኖሚ ክልቲአን ሃገራት ቆላሕታ…

ልዕሊ 160 ሚሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢኮኖሚ ዞን ስራሕቲ ተኸላ ማሽን ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 160 ሚሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፍሉይ ኢኮኖሚ ዞን ቦሌ ለሚ ስራሕቲ ተኸላ ማሽን ጀሚሮምቦሌ ለሚ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)÷ ኣብቲ ኢኮኖሚ ዞን ፍሪያት ንምፍራይ…

ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ምስፋሕ ንዕላማ ምዕባለና ወሳኒ ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ምስፋሕ ንዕላማ ምዕባለና ወሳኒ ኢዩ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብረታ ብረት…

ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ ማዕረ 2-2 ተፈላልዬም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ ማዕረ 2-2 ተፈላልዬም።   ንሊቨርፑል ሞ ሳላህን ሚንግስ ናብ ዓርሱን ሽቶታት እንተቑፅሩ፥ ዮሪ ቴሊማንስን ኦሌ ዋትኪንስን ንኣስቶንቪላ ሽቶታት…

ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣንጄላ ራይነር ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን:: እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኸንን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝገበሩዎ ዑደት፤ ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ፣ ክፍሊ ፅገና…

ስፑትኒክ ናይ ኣፍሪካ ቢሮኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ዜና ሬድዮን ብሮድካስቲን ሩሲያ ስፑትኒክ ኢንተርናሽናል ናይ ኣፍሪካ ቢሮኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምኽፋቱ ዕላዊ ገይሩ። ናይ ኣዲስ ኣበባ "ስፑትኒክ ኣፍሪካ" ብሄራዊ ረብሓን ድሌትን ህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ዘኽብር ኤዲቶሪያል ፖሊሲን…

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኤስፒን ባርት ኣይድ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ምትሕብባራት ጠሚቶም ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም ሰላምን ፀፅታን ቀርኒ ኣፍሪካ ብምድሃብ ከምዝተዛተዩ…