ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ዝኽበር በዓል ጥምቀት ሃይማኖታዊን ባህላዊን ትሕዝቶኡ ሓሊዩ ንክኽበር ምድላዋት ከምዝተወገነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ዝኽበር በዓል ጥምቀት ሃይማኖታዊን ባህላዊን ትሕዝቶኡ ሓሊዩ ብዝለዓለ ድምቀት ንክኽበር ምድላዋት ከም ዝተወገነ ዓብዪ ኮሚቴ በዓል ጥምቀት ኣፍሊጡ፡፡
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ እታ ከተማን ኣካቢ ዓብይ ኮሚቴ…