ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ምዝዛሙ ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ Desta Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጠ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን ብዓወት ምዝዛሙ ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ጥምር ሓይሊ፥ ሰላመን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 42 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 42 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደደጋ ኢትዮጵያ ኢዩ፡፡ እቲ ኣዋጅ በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ Desta Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ ምክትል ፕሬዚዳንት ጋምቢያ ሙሃመድ ቢ.ኤስ ጃሎ፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪንውሚ አዴሲና (ዶ/ር)፣ ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊዬስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ናብ ሃገሮም ምምለሳስ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ናብ ሃገሮም ምምለሳስ ጀሚሮም። ብመሰረት እዚ ፕሬዚዳንት ኣልጄሪያ ኣብዱልመጅድ ተቡን፣ ፕሬዚዳንት ርዋንዳ ፓል ካጋሜ፣ ፕሬዚዳንት ፍልስጤም መሓሙድ ኣባስ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Desta Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣንጄላ ሬይነር ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣቀባብላ ገይረሙለን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክዛዘም ዝከኣሎም ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም Desta Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክዛዘም ዝከኣሎም ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ስፓርት ሊቨርፑል መሪሕነታ እተጠናኽረሉ ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ኣንፊልድ ንዎልቭስ ዘተኣናገደት ሊቨርፐል 2 ን 1 ብምስዓር ነጥባ 60 ብምብፃሕ መሪሕነታ ኣጠናኺራ። ሊቨርፑል ብሸቶታት ሉዊስ ዲያዝን ሞሃመድ ሳላህ 2 ን 0 እናመርሐት ዕረፍቲ ዝወፅአት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ንምስንዳእ ከምዝሓሰበት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ክልኣይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ንምክያድ ትልሚ ከምዘለዋ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም፡፡ ገፖድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ፤ ኣኼባ ኮሚቲ መራሕቲ ንብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማዳጋስካር ምስ ኢትዮጵያ ፅቡቕ ተሞክሮታት ብምክፋል ብምትሕብባር ከምተሰርሕ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማዳጋስካር ራሳታ ራፋራቫቪታፊካ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ክልተኣዊ፣ ኣህጉራዊን በዓል ብዙሕ ወገን ሓበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጉስ ኢስዋቲኒ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንንጉስ ኢስዋቲኒ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ኣጎብኒዮምዎም። ንጉስ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብቲ እዋን፥ ብዕድመ ፕሬዚዳን ታዬ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ምጉብናዮም ከምዘሕጎሶም ገሊፆም። እቲ ቤተ-…