ስልጠና ኢኒሼቲቭ ኢትዮ ኮደርስ መናእሰይ ኣብ ስነ ምህዳር ዲጂታል ብንቕሓት ንክሳተፉ ዘኽእል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስልጠና ኢኒሼቲቭ ኢትዮ ኮደርስ መናእሰይ ኣብ ስነ ምህዳር ዲጂታል ብንቕሓት ንክሳተፉ ዘኽእል ክእለትን ፍልጠትን ዘርክብ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር)…