Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋር ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ሱልጣን ኣሊሚራህ ሃንፈሬ ይውገን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ኣይሳኢታ ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ሱልጣን ኣሊሚራህ ሃንፈሬ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ሕድሳት ካብ ዘድሊ 174 ሚሊየን 585 ሺሕን 826 ብር ክሳብ ሕዚ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ንምፍላጥ ፅቡቕ ምስላ ክትሃንፅ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኢትዮጵያ ብዝግባእ ኣብ ምፍላጥን ንኻሊእ ዓለም ኣብ ምፍላጥን ፅቡቕ ምስሊ ሃገር ምህናፅ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን፡፡ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣገልግሎት ወለንታ ንመሃብ…

ሩሲያ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ስርናይ ገይራ ዝብል ሓበሬታ ዝተሰሓሓተ ኢዩ።

ስኑዕ ሓበሬታ ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ጋምቤላ ተዓቒቦም ንዝርከቡ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን ንኽውዕል ፕሮግራም ምግቢ ዓለም (ደብሊዩኤፍፒ) ዝገበሮ ሓገዝ ንኢትዮጵያ ዝተገበረ ድጋፍ ብዝብል ስኑዕ ሓበሬታ እጋወሐ ይርከብ። መንግስቲ ሩሲያ…

ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልኡልሰገድ ታደሰ መስ ሚኒስትር ማሕበራዊ ዕብየት፣ ደገፍ ስድራን ንከያ ድኽነትን ብራዚል ዌሊንግተን ዲያስ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥…

ሽዱሽተ ንከባቢታት ሎስ ኣንጅለስ ዘንዱዱ ዘለው ሓዊታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢታት ሎስ ኣንጅለስ ብሰንኪ ዝተላዕለ ሓደገኛ ባርዕ ጫካ ክሳብ ሐዚ 10 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ብዙሓት ነበርቲ ካብቶም ከባቢታት ከወፅኡን ኣዋጅ ህፁፅ ግዜ ክእወጅን ምኽንያት ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፓሊሴድስ፣ ኢተን፣…

ትማሊ ምሸት ኣብ ደቡብን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ክፍሊታት ኣብ ሰማይ ዝተርኣየ ኣጋጣሚ

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔስ ሳይንስ ሶሳይቲ ኢትዮጵያ ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 1፡30 ኣብ ከባቢታት ደቡብን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ኣብ ሰማይ ዝተርኣዩ እናተቐፃፀሉ ብልዑል ቅልጣፈ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ እኩባት ቁስ ኣካላት ከምዝተርኣዩ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብቶም…

መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዓወት ኣመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት 1 ን 0 ተዓዊቱ። እታ ሸቶ፥ ኣዎት ኪዳኔ ኣብ 82 ደቒቓ ኣቑፂሩዋ። ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ይካየድ ኣብ ዘሎ…

መንግስቲ ምኽኒያታዊ ብዘይኮነ መገዲ ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ፅዕንቶ ዝፈጥሩ ተግባራት እናተኸታተለ ስጉምቲ ክወሰድ ኢዩ-ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ምኽኒያታዊ ብዘይኮነ መገዲ ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ፅዕንቶ ዝፈጥሩ ተግባራት እናተኸታተለ ስጉምቲ ክወሰድ ኢዩ ክብሉ ሚኒስተር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር) ኣተሓሳሲቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

ኢግልድ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢግልድ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ትካል ወ/ሮ የሺመቤት ነጋሽ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልኡ፥ መንግስቲ ቀዳምነት ኣብ ዝሃቦም ዓውዲታት ንዝተዋፈሩ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ጥረ ኣቕሓን…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ድህረ-ማላቦ ሲኤኤዲፒ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ድህረ-ማላቦ ሓፈሻዊ ፕሮግራም ልምዓት ግብርና ኣፍሪካ(ሲኤኤዲፒ) ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ምስጓም ኩለ መዳይ ሽግግር ስርዓት ግብርና ንዘላቒ ኢኮኖሚያዊ ዕብየትን ሓበራዊ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ…